ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 4/06 ገጽ 5-6
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2006
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2006
km 4/06 ገጽ 5-6

ምልክታታት

◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ወርሒ ሚያዝያን ግንቦትን:- መጽሔታት ግምቢ ዘብዐኛ ኸምኡውን ንቕሑ!። ተገዳስነት ንዘለዎም ሰባት ተመላሊስካ ምብጻሕ ክትገብሩ ኸለኹም: ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ መጽሓፍ ኣበርክቱ። ሰነ:- ካብቲ ዓብዪ መምህር ተምሃር። ሓምለ:- ብሮሹራት።

◼ ንናይ 2006 ናይ ኣውራጃ ኣኼባ ዜድሊ ባጅ ካርድ ምስቲ ጽሑፋት ኪለኣኽ እዩ። ባጅ ካርድ ኪለኣኸልኩም ምሕታት ኣይኬድልን እዩ። እታ ጉባኤ ተወሳኺ ባጅ ካርድ እንተ ደልያ: ብናይ ጽሑፋት መሕተቲ ቕጥዒ (S-14) ገይራ ኽትሓትት ኣለዋ። ኣብታ ጉባኤ ናይ ባጅ መትሓዚ ፕላስቲክ ዚደሊ ዝዀነ ይኹን ሰብ ምስ ዚህሉ ኽትእዝዙ ትኽእሉ ኢኹም።

◼ ናይ ጉባኤ ጸሓፍቲ እኹል ቀረብ ናይቲ ስርዓታዊ ፓይነር ንምዃን መመልከቲ ቅጥዒ (S-205) ከምኡውን ሓጋዚ ፓይነር ንምዃን መመልከቲ ቅጥዒ (S-205b) ኪሕዙ ኣለዎም። እዚ በቲ ናይ ጽሑፋት መሕተቲ ቕጥዒ (S-14) ጌርካ ኺእዘዝ ይከኣል እዩ። እንተ ወሓደ ንሓደ ዓመት ዚኣክል ሓዙ። እቲ ስርዓታዊ ፓይነር ንምዃን መመልከቲ ቕጥዒ ብግቡእ ከም እተመልአ ኣረጋግጹ።

◼ ጨንፈር ቤት ጽሕፈት ናይ ኵሎም ኣወሃሃድቲ ተዓዘብትን ጸሓፍትን ኣድራሻን ቍጽሪ ተሌፎንን ኪሕዝ ይደሊ እዩ። ኣብ ዝዀነ ይኹን ግዜ ለውጢ እንተልዩ: እቲ ናይ ጉባኤ ናይ ኣገልግሎት ኮሚተ ነቲ ናይ ኣወሃሃዲ ተዓዛቢ/ጸሓፊ ለውጢ ኣድራሻ ዚሕብር ቅጥዒ (S-29) መሊኡ ናብ ጨንፈር ቤት ጽሕፈት ብቕልጡፍ ኪልእኾ ኣለዎ።

◼ ኣብ መኽዘን ዝመጸ ሓድሽ:- ሂንዲ: ትግርኛ: ቻይንኛ: ንዌርኛ: ኣምሓርኛ: እንግሊዝኛ: ኦሮምኛ: ዓረብኛ:- መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር፣ ሲዳምኛ:- T-26 (መጽሓፍ ቅዱስ ክትፈልጥ)፣ ትግርኛ:- ካብቲ ዓብዪ መምህር ተምሃር፣ ናይ የሆዋ መሰኻኽር—እንታዎት እዮም፧ ንኣምላኽ ኣምልኽ፣ “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ ዘበለ ጽሑፍ” 2006፣ ቻይንኛ:- T-75 (መከራ)፣ እንግሊዝኛ:- ዎች ታወር ላይብረሪ ብሲዲ፣ ኦሮምኛ:- ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት: ኣምላኽ ብዛዕባና ብሓቂ ይግደስዶ ኢዩ፧።

◼ እንደገና ኣብ መኽዘን ዝመጸ:- ሂንዲ:- ብቕዓት፣ ሲዳምኛ:- T-15 (ሓዳስ ዓለም)፣ ትግርኛ:- መንእሰያት ዝሓትዎ: ንቑሕ ኩን!: T-20 (መጸናንዒ): T-21 (ስድራቤት): T-22 (ዝገዝኣ ዘሎ)፣ ቻይንኛ:- ብቕዓት: ሃፒነስ: T-26 (መጽሓፍ ቅዱስ ክትፈልጥ)፣ ኣምሓርኛ:- መንእሰያት ዝሓትዎ: መዝሙር ውዳሰ: ንቑሕ ኩን!: T-15 (ሓዳስ ዓለም): T-19 (ክትቅጽል): T-26 (መጽሓፍ ቅዱስ ክትፈልጥ)፣ እንግሊዝኛ:- ፕሮክለይመርስ: ብምንባር ተሐጎሱ!: ናይ የሆዋ መሰኻኽር—እንታዎት እዮም፧: ጥሙር ጥራዝ ንቕሑ! 2002: 1989: 1990: 1994: 1995: 1996: 1997: ጥሙር ጥራዝ ግምቢ ዘብዐኛ 2002: 1994: 1995: 1996: 1997፣ ኦሮምኛ:- ብቕዓት፣ ዓረብኛ:- ብቕዓት: T-26 (መጽሓፍ ቅዱስ ክትፈልጥ)።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ