ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 7/02 ገጽ 3
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2002
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2002
km 7/02 ገጽ 3

ምልክታታት

◼ ዝዕደል ጽሑፋት ኣብ ሓምለን ነሓሰን:- ካብዚ ዝስዕብ 32 ገጽ ዘለዎ ብሮሹራት ዝዀነ ይኹን ምጥቃም ይከኣል ኢዩ:- እተፍቅሮ ሰብ ምስ ዝመውት፣ ንዘልኣለም አብ ምድሪ ብምንባር ተሐጎሱ!፣ ኣብ ስላሴ ክትኣምን ይግብኣካዶ ኢዩ፧፣ እቲ ንዘለኣለም ጸኒዑ ዝነብር መለኮታዊ ስም፣ ምስ ሞትና እንታይ ኢና እንኸውን፧፣ ዕላማ ህይወት እንታይ ኢዩ​—⁠ብኸመይ ክትረኽቦ ትኽእል፧፣ ንዅሎም ሰባት ዝኸውን መጽሓፍ፣ ከምኡውን ኣምላኽ ብዛዕባና ብሓቂ ይግደስዶ ኢዩ፧ መስከረም:- ራእይ​—⁠እቲ ዓቢ ፍጻሜኡ ቐሪቡ! ጥቅምቲ:- መጽሔታት ግምቢ ዘብዐኛ ከምኡውን ንቕሑ!። ተገዳስነት ኣብ ዝረኣየሉ ግዜ: ጽንዓት መጽሓፍ ቅዱስ ንምጅማር ፍሉይ ጻዕሪ ብምግባር ነታ ብቕዓት እትበሃል ብሮሹር ዓድል።

◼ ናይ ወረዳ ተዓዘብቲ ካብ መስከረም ጀሚሮም “ክርስትያናዊ መንነትኩም ሓልውዎ!” ዘርእስቱ ህዝባዊ ዝርርብ ክህቡ ኢዮም።

◼ ኣብ ቲኦክራሲያዊ ቓላት እዚ ዝስዕብ ለውጢ ኸም ዝገበርና ኸነፍልጠኩም ንፈቱ:- “ጽንዓት መጽሓፍ ቅዱስ” ዝበሃል ዝነበረ “መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ” ክበሃል ኢዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ