ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 4/02 ገጽ 7
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2002
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2002
km 4/02 ገጽ 7

ምልክታታት

◼ ዝዕደል ጽሑፋት ኣብ ሚያዝያን ግንቦትን:- መጽሔታት ግምቢ ዘብዐኛ ከምኡውን ንቕሑ!። ኣብ ተመላሊስካ ምብጻሕ ተገዳስነት ዘለዎ ሰብ እንተ ረኺብካ: ብቐጻሊ መጽሔት ኣብጽሓሉ። ነታ ብቕዓት እትበሃል ብሮሹር ኣበርክተሉ: ጽንዓት መጽሓፍ ቅዱስ ንምጅማር ድማ ፍሉይ ጻዕሪ ግበር። ሰነ:- ኣምላኽ ካባና ዝደልዮ ብቕዓት እንታይ ኢዩ፧ ወይ ናብ ዘለኣለማዊ ህይወት ዝመርሕ ፍልጠት። እዚ ጽሑፋት እዚ ንዘለዎም ሰብ ቤት ካብቲ እታ ጉባኤ ኣብ መኽዘን ዘለዋ ብሮሹር ኣበርክተሎም። ሓምለ:- ካብዚ ዝስዕብ 32 ገጽ ዘለዎ ብሮሹራት ዝዀነ ይኹን ምጥቃም ይከኣል ኢዩ:- ኣምላኽ ብዛዕባና ብሓቂ ይግደስዶ ኢዩ፧፣ ንዘልኣለም አብ ምድሪ ብምንባር ተሐጎሱ!፣ ኣብ ስላሴ ክትኣምን ይግብኣካዶ ኢዩ፧፣ እቲ ንዘለኣለም ጸኒዑ ዝነብር መለኮታዊ ስም፣ ምስ ሞትና እንታይ ኢና እንኸውን፧፣ ዕላማ ህይወት እንታይ ኢዩ​—⁠ብኸመይ ክትረኽቦ ትኽእል፧፣ እተፍቅሮ ሰብ ምስ ዝመውት፣ ከምኡውን ንዅሎም ሰባት ዝኸውን መጽሓፍ።

◼ ጨንፈር ቤት ጽሕፈት ናይ ኵሎም ኣወሃሃድቲ ተዓዘብትን ጸሓፍትን ኣድራሻን ቍጽሪ ቴለፎንን ክሕዝ ይደሊ ኢዩ። ኣብ ዝዀነ ይኹን ግዜ ለውጢ እንተልዩ: እቲ ጸሓፊ ነቲ ናይ ኣወሃሃዲ ተዓዛቢ/ጸሓፊ ለውጢ ኣድራሻ ዝሕብር ቅጥዒ (S-29) መሊኡ ናብ ማሕበር ብቕልጡፍ ክልእኾ ኣለዎ።

◼ ናይ ጉባኤ ጸሓፍቲ እኹል ቀረብ ናይቲ ስርዓታዊ ፓይነር ንምዃን መመ​ልከቲ ቅጥዒ (S-205) ከምኡውን ሓጋዚ ፓይነር ንምዃን መመልከቲ ቅጥዒ (S-205b) ክሕዙ ኣለዎም። እዚ ብናይ ጽሑፋት መሕተቲ ቕጥዒ (S-14) ጌርካ ክእዘዝ ይከኣል ኢዩ። እንተ ወሓደ ንሓደ ዓመት ዝኣክል ሓዙ። ነቲ ስርዓታዊ ፓይነር ንምዃን መመልከቲ ቅጥዒ ቕድሚ ምልኣኽኩም ብግቡእ ከም እተመልአ ኣረጋግጹ። እቶም ኣመልከትቲ ንእተጠመቕሉ ዕለት ብልክዕ ክዝክርዎ ዘይክእሉ እንተደኣ ዀይኖም: ብግምት መዓስ ምዃኑ ኽመልኡ: ነታ ዕለት ድማ ኽምዝግብዋ ኣለዎም።

◼ እንደገና ኣብ መኽዘን ክመጽእ እንጽበዮ:- ብቕዓት (ኣምሓርኛ፣ ኦሮምኛ፣ ትግርኛ)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ