ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 3/00 ገጽ 6
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2000
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2000
km 3/00 ገጽ 6

ምልክታታት

◼ ዝዕደል ጽሑፋት ኣብ መጋቢት:- ናብ ዘለኣለማዊ ህይወት ዝመርሕ ፍልጠት። ናይ ቤት ጽንዓት መጽሓፍ ቅዱስ ንምጅማር ፍሉይ ጻዕሪ ክግበር ኢዩ። ሚያዝያን ግንቦትን:- ናይ ግምቢ ዘብዐኛ ከምኡውን ንቕሑ! ንጽል ቅዳሓት። እታ ብቕዓት እትበሃል ብሮሹር ተገዳስነት ንዘለዎም ሰባት ክትዕድላ ምሳኻ ተማላኣያ: ናይ ቤት ጽንዓት መጽሓፍ ቅዱስ ንምጅማር ከኣ ጻዕሪ ግበር። ሰነ:- ኣምላኽ ካባና ዝደልዮ ብቕዓት እንታይ ኢዩ፧ ናይ ቤት ጽንዓት መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ምጅማር ኣድህብ።

◼ እቶም ኣብ ሚያዝያን ግንቦትን ሓገዝቲ ፓይነራት ኰይኖም ከገልግሉ ዝደልዩ ኣስፋሕቲ ሕጂ መደብ ክገብሩን ቀልጢፎም ድማ መሕተቲ ቅጥዒ ክመልኡን ኣለዎም። እዚ ነቶም ሽማግለታት ዘድሊ ናይ ግራት ኣገልግሎት ምድላዋት ክገብሩ: ከምኡውን እኹል መጽሔታትን ካልእ ጽሑፋትን ክቕርቡ ይሕግዞም ኢዩ። ኣስማት ናይቶም ሓገዝቲ ፓይነራት ኰይኖም ከገልግሉ እተፈቕደሎም ኵሎም ነታ ጉባኤ ክንገር ኣለዎ።

◼ እቲ ኣወሃሃዲ ተዓዛቢ ወይ ንሱ ዝወከሎ ሓው 1 መጋቢት ወይ ድሕሪኡ ኣብ ዝቐልጠፈ ግዜ ነቲ ናይ ጉባኤ ሕሳብ ክምርምሮ ኣለዎ። እዚ ምስ ተገብረ ደድሕሪ እቲ ኣብ ቀጻሊ ግዜ ዝህሉ ናይ ሕሳብ ጸብጻብ ነታ ጉባኤ ምልክታ ይንገር።

◼ በዓል ዝኽሪ ረቡዕ 19 ሚያዝያ 2000 ክውዕል ኢዩ። ጉባኤኹም ረቡዕ ኣኼባታት እንተ​ድኣ ኣለዋ ዀይኑ ኣደራሽ መንግስቲ ናጻ ኣብ ዝዀነሉ ካልእ መዓልቲ ናይታ ሰሙን ክቕየር ኣለዎ። ካልእ መዓልቲ ክቕየር ዘይከኣል ምስ ዝኸውን እሞ ናይ ኣገልግሎት ኣኼባኹም ምስ ዝትንከፍ: ነቲ ብፍላይ ኣብ ጉባኤኹም ተግባራዊ ዝዀነ ክፍልታት ምስ ናይ ካልእ ግዜ ናይ ኣገልግሎት ኣኼባ ደሪብካ ክውሰድ ይከኣል ኢዩ።

◼ ኣብ መኽዘን ዘሎ ሓደስቲ ጽሑፋት:-

እንግሊዝኛ:- ኣውድዮ ካሴት:- ስድራ​ቤታት —⁠መዓልታዊ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ክፍሊ ናብራኹም ግበርዎ! ፈረንሳይኛ:- ኣዋር ፕሮብለምስ፣ ኮስችንስ ፒፕል ኣስክ ኣባውት ጂሆቫስ ዊትነስስ፣ ትራክትታት:- T-13 (ናይ የሆዋ መሰኻኽር )፣ T-71 (ዳዝ ፌይት ሩል . . .፧ )፣ T-74 (ሄልፋየር )፣ ኑወር:- ትራክት:- T-15 (ሓዳስ ዓለም )

◼ እንደገና ኣብ መኽዘን ዘሎ ጽሑፋት:-

እንግሊዝኛ:- ክሪኤተር፣ ኢንሳይት፣ ማንካይንድስ ሰርች፣ ኣፕላይ ዩርሰልፍ ቱ ሪዲን . . .፣ ኣዋር ፕሮብለምስ፣ ዚስ ጉድ ኒውስ ኦቭ ዘ ኪንግደም፣ ናይ 1987, 1989 ጥሙር ጥራዛት ንቕሑ!፣ ዴሉክስ መጽሓፍ ቅዱሳት (Dbi12, Dbi25)፣ ትርጕም ሓዳስ ዓለም (bi12)፣ ሲዲ ዎችታወር ላይብረሪ 97፣ ቪድዮ ካሴት:- ፐርፕል ትሪያንግልስ፣ ኣምሓርኛ:- ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት፣ T-22 (ሁ ሩልስ )፣ ሶማልኛ:- ብምንባር ተሐጎሱ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ