ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 10/98 ገጽ 7
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1998
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1998
km 10/98 ገጽ 7

ምልክታታት

◼ ዝዕደል ጽሑፋት ካብ ጥቅምቲ ክሳዕ ታሕሳስ:- ኣብ ገነት ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ምንባር ትኽእል ኢኻ ብ3.00 ብር/ናቕፋ።

◼ እቲ “ናይ ኣምላኽ መገዲ ህይወት” ዘርእስቱ ኣውራጃዊ ኣኼባ ዝካየደሉ እተቐየረ ዕለታት:-

ድሬዳዋ:-

25-27 መስከረም 1998፣

ደሴ:-

2-4 ጥቅምቲ 1998፣

ሻሸመኔ:-

9-11 ጥቅምቲ 1998፣

ኣዲስ ኣበባ:-

16-18 ጥቅምቲ 1998፣

ጅማ:-

23-25 ጥቅምቲ 1998

◼ እታው ናይዛ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና ሕታም: “ናይ 1999 ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት ቤት ትምህርቲ መደብ” ኢዩ: ኣብ 1999 ብምልኡ ከም መወከሲ ኰይኑ ምእንቲ ከገልግል ከኣ ብግቡእ ክተሓዝ ኣለዎ።

◼ እቲ ናይ ጉባኤኹም ናይ ኣኼባ ግዜ ካብ 1 ጥሪ ጀሚሩ ክቕየር እንተድኣ ኰይኑ: ነቲ እተቐየረ ናይ ኣኼባ ሰዓት ንምሕባር ሓድሽ ናይ ዕድመ ወረቐት ምእዛዝ ኣድላዪ ክኸውን ይኽእል ኢዩ።

◼ ጉባኤታት ምስቲ ኣብ ጥቅምቲ ዝሰድኦ ናይ ጽሑፋት መሕተቲ ቅጥዒ ገይረን ቅዱ​ሳት ጽሑፋት መዓልቲ -መዓልቲ ምምርማር —⁠1999 ምእዛዝ ክጅምራ ኣለወን። እዚ ንኣሽቱ ጽሑፋት እዚ ብኣምሓርኛ: እንግሊዝኛ: ከምኡውን ትግርኛ ክህሉ ኢዩ። እዚ ጽሑፋት እዚ ምስ በጽሓና ክንልእከልኩም ኢና። ቅዱሳት ጽሑፋት መዓልቲ -መዓልቲ ምምርማር ዝብል ንኣሽቱ ጽሑፋት ብፍሉይ ትእዛዝ ዝለኣኽ ኢዩ።

◼ እንደገና ኣብ መኽዘን ዝመጸ ጽሑፋት:- ኣምሓርኛ:- ናብ ዘለኣለማዊ ህይወት ዝመርሕ ፍልጠት፣ ኣምላኽ ካባና ዝደልዮ ብቕዓታት እንታይ ኢዩ፧፣ ኣምላኽ ብዛዕባና ብሓቂ ይግደስዶ ኢዩ፧፣ ጣልያንኛ:- ናብ ዘለኣለማዊ ህይወት ዝመርሕ ፍልጠት፣ መፍትሕ ሓጐስ ስድራቤት፣ ኣምላኽና ብዛዕባና ብሓቂ ይግደስዶ ኢዩ፧፣ ትራክት ቍ. 14 ከምኡውን 15።

◼ እንደገና ኣብ መኽዘን ክመጽእ እንጽበዮ ጽሑፋት:- እንግሊዝኛ:- ኵሉ ቅዱስ ጽሑፍ መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶን ጠቓምን ኢዩ፣ ኮንኮርዳንስ፣ ትርጕም ሓዳስ ዓለም (Bi12)፣ ካሴታት:- ዝዓበየ ሰብኣይ (csgt )፣ ናይ ዞባ መትሓዚ ፕላስቲክ።

◼ ኣብ መኽዘን ክመጽእ እንጽበዮ ሓደስቲ:- እንግሊዝኛ:- ኢንዴክስ 1997፣ ካሴታት:- ሓጐስ ስድራቤት (csfy )

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ