ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 7/98 ገጽ 7
  • ቲኦክራሲያዊ ዜና

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ቲኦክራሲያዊ ዜና
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1998
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1998
km 7/98 ገጽ 7

ቲኦክራሲያዊ ዜና

◼ እተን ናይ ምዕራብ ኣፍሪቃ ሃገራት ዝዀና በኒን: ካሜሩን: ኮት ዴቭዋር: ጋና: ላይቤርያ: ከምኡውን ናይጀርያ ኣብ ለካቲት ሓድሽ ዝለዓለ ቍጽሪ ኣስፋሕቲ በጺሐን ኢየን።

◼ ብዙሓት ስደተኛታት ናብ ላይቤርያ ይምለሱ ስለ ዘለዉ ኣብዛ ሃገር እዚኣ ንሓቂ ግሁድ ጥሜት ይርአ ኣሎ። እቶም ኣብ ለካቲት ዝነበሩ 2,286 ዝለዓለ ቍጽሪ ኣስፋሕቲ: 6,277 ናይ ቤት ጽንዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ጸብጻብ ሃቡ።

◼ ካብ ደቡባዊ ፓስፊክ ድማ ፊጂን ደሴታት ሰሎሞንን ታሂቲን ኣብ ለካቲት ሓድሽ ዝለዓለ ቍጽሪ ኣስፋሕቲ ኣመዝገባ።

◼ እታ ደሴት ዝዀነት ማዳጋስካር ካብቲ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ገምጋም 14 ካብ ሚእቲ ወሰኽ ብምግባር ሓድሽ ዝለዓለ ቍጽሪ ኣስፋሕቲ: 9,484 በጽሐት። ኣብ ለካቲት ከኣ ልዕሊ 20,000 ናይ ቤት ጽንዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣመዝገቡ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ