ምልክታታት
◼ ዝዕደል ጽሑፋት ኣብ ግንቦት:- ግምቢ ዘብዐኛ ከምኡውን ንቕሑ! ሰነ:- ይነብሩ ካብ ዝነበሩ እቲ ዝዓበየ ሰብኣይ (እንግሊዝኛ)። ሓምለን ነሓሰን:- ካብዞም ዝስዕቡ 32 ገጽ ዘለዎም ብሮሹራት ዝዀነ ምዕዳል ይከኣል ኢዩ:- ንዘልአለም አብ ምድሪ ብምንባር ተሐጎሱ!፣ ኣብ ስላሴ ክትኣምን ይግብኣካዶ ኢዩ፧፣ እታ ገነት እተምጽእ መንግስቲ (እንግሊዝኛ)፣ ከምኡውን ናይ ምዉታት መናፍስቲ —ክሕግዙኻ ወይ ክጐድኡኻ ይኽእሉዶ፧ ብሓቂኸ ኣለዉ ድዮም፧ (እንግሊዝኛ)።
◼ ናይ ጽሑፋት ኣገልገልቲ ነታ ኣብ ሰነ እትዕደል እቲ ዝዓበየ ሰብኣይ እትበሃል ሓዳስ ናይ ኣምሓርኛ መጽሓፍ ቅልጥፍ ኢሎም ክእዝዙ ተተባቢዖም ኣለዉ።
◼ ሓድሽ ኣብ መኽዘን ዝመጸ:- ዓረብኛ:- ቅዱሳት ጽሑፋት መዓልቲ -መዓልቲ ምምርማር፣ ኣምሓርኛ:- እቲ ዝዓበየ ሰብኣይ (ልስሉስ ገበር ዘለዎ: ንኣስፋሕቲ ብር/ናቕፋ 7.50፣ ንፓይነራት ብር/ናቕፋ 6.00)፣ ፈረንሳይኛ:- ቅዱሳት ጽሑፋት መዓልቲ -መዓልቲ ምምርማር፣ ጣልያንኛ:- ቅዱሳት ጽሑፋት መዓልቲ -መዓልቲ ምምርማር፣ ትግርኛ:- ናይ ምዝራብን ምምሃርን ክእለትካ እተመሓይሸሉ መገድታት (96 ገጽ ዘለዎ: ንኣስፋሕቲ ብር/ናቕፋ 2.50፣ ንፓይነራት ብር/ናቕፋ 1.50)፣ ራእይ ፍጻሜኡ።
◼ እንደገና ኣብ መኽዘን ዝመጸ:- ፈረንሳይኛ:- ኣምላኽ ይግደስዶ ኢዩ፧፣ ዕላማ ህይወት።