ምልክታታት
◼ ዝዕደል ጽሑፋት ኣብ ሰነን ሓምለን:- ኣብ ገነት ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ምንባር ትኽእል ኢኻ። ናይ ቤት ጽንዓት መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ምጅማር ኣተኵር። ነሓሰን መስከረምን:- ዝዀነ ካብዚ ዝስዕብ 32 ገጽ ዘለዎ ብሮሹራት:- ንዘልአለም ኣብ ምድሪ ብምንባር ተሐጎሱ! ኣብ ስላሴ ክትኣምን ይግብኣካዶ ኢዩ፧ (እንግሊዝኛ): ናይ ምዉታት መናፍስቲ . . . (እንግሊዝኛ): እቲ መለኮታዊ ስም . . . (እንግሊዝኛ): ከምኡውን እታ ገነት እተምጽእ መንግስቲ (እንግሊዝኛ): ንነፍሲ ወከፍ ብሓደ ብር።
◼ እቲ ኣቦ መንበር ተዓዛቢ ወይ ንሱ ዝወከሎ ሰብ 1 ሰነ ወይ ድሕሪኡ ኣብ ዝቐልጠፈ ግዜ ነቲ ናይ ጉባኤ ሕሳብ ክምርምሮ ኣለዎ። እዚ ምስ ተገብረ ነታ ጉባኤ ምልክታ ይነገር።
◼ ሓድሽ ኣብ መኽዘን:-
እንግሊዝኛ:- ቪድዮ ካሴት:- ጀሆቫስ ዊትነስስ ስታንድ ፈርም አገይንስት ናዚ ኣሶልት። ፈረንሳይኛ:- ናይ 1997 ዓውደ-ኣዋርሕ። ሲዳምኛ:- ትራክት ቍ. 14 ናይ የሆዋ መሰኻኽር እንታይ ኢዮም ዝኣምኑ፧
◼ እንደገና ኣብ መኽዘን
ኣምሓርኛ:- ትራክት ቍ. 13-16, 19-22
እንግሊዝኛ:- ኮንኮርዳንስ: ኢንሳይት: ፍልጠት: ራእይ ፍጻሜኡ: መጽሓፍ ቅዱስ—ቃል ኣምላኽ ወይስ ቃል ሰብ፧ መንእሰያት ይሓቱ: ትሩ ሳሚሽን
◼ ድሕሪ ቐረባ ግዜ ኣብ መኽዘን ክመጽእ እንጽበዮ:-
እንግሊዝኛ:- “ኵሉ ቅዱስ ጽሑፍ:” ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት: ሓጐስ: ናይ ወድሰብ ምድላይ: ምምርማር: ደም ህይወትካ ከድሕን ዝኽእል ብኸመይ ኢዩ: ዕላማ ህይወት: እተፍቅሮ ሰብ ምስ ዝመውት: NWT ንመወከሲ ዝኸውን መጽሓፍ ቅዱስ (Rbi8)። ኣውድዮ ካሴታት:- ዱዊን ዋት ኢዝ ራይት ከምኡውን ዱዊን ጎድስ ዊል
◼ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝህሉ ካልኣይ ኣውራጃዊ ኣኼባ 7-9 ሕዳር ክግበር ግዝያዊ ምትዕርራይ ተገይርሉ ኣሎ።