ምልክታታት
◼ ዝዕደል ጽሑፋት ኣብ ሓምለን ነሓሰን:- ዝዀነ ካብዞም ዝስዕቡ 32 ገጽ ዘለዎም ናይ እንግሊዝኛ ብሮሹራት:- ኣምላኽ ብዛዕባና ብሓቂ ይግደስዶ ኢዩ፧ ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ብምንባር ተሓጐሱ! (ትግርኛ): “እንሆ: ንዅሉ ኤሐድሶ አሎኹ:” ኣብ ስላሴ ክትኣምን ይግብኣካዶ ኢዩ፧ ናይ ምዉታት መናፍስቲ—ክጠቕሙኻ ወይ ክጐድኡኻ ይኽእሉዶ፧ ብሓቂኸ ኣለዉ ድዮም፧ እቲ ንዘለኣለም ዝነብር መለኮታዊ ስም: እታ ገነት እተምጽእ መንግስቲ: ዕላማ ህይወት እንታይ ኢዩ፧—ብኸመይከ ክትረኽቦ ምኸኣልካ፧ ከምኡውን እተፍቅሮ ሰብ ክሞተካ ኸሎ። መስከረም:- ኣብ ምድሪ ኣብ ገነት ንዘለኣለም ምንባር ትኽእል ኢኻ (እንግሊዝኛ) ናብራ ስድራቤትካ ሕጕስ ምግባር (እንግሊዝኛ)። ጥቅምቲ:- ንጽል ቅዳሓት ናይ ክልቲኡ ግምቢ ዘብዐኛ ከምኡውን ንቕሑ! ከምኡውን ናይ መጽሔታት ምዝገባ።
◼ ሓድሽ ኣብ መኽዘን:- ዓረብኛ:- ፍልጠት: ስላሴ: ኣምላኽ ንእከይ ዘፍቀዶ ስለምንታይ ኢዩ (32 ገጽ ዘለዋ ንእሽቶ መጽሓፍ): ንኣምላኽ ሓቀኛ ተኣዛዝነት እንህበሉ ግዜ (64 ገጽ ዘለዋ ንእሽቶ መጽሓፍ): ትራክት T-72: እቲ ዝዓበየ ስም። እንግሊዝኛ:- ፍልጠት (5 ካሴታት ዝሓዘ ኣልቡም): ናይ 1995 ንቕሑ! ጥሙር ጥራዝ: ናይ 1995: 1956 ከምኡውን 1957 ግምቢ ዘብዐኛ ጥሙር ጥራዛት። ፈረንሳይኛ:- ናይ ግምቢ ዘብዐኛ ከምኡውን ንቕሑ! 1995 ጥሙር ጥራዛት: ንዅሎም ኣህዛብ ዝኸውን ብስራት።
◼ እንደገና ዝመጸ ኣብ መኽዘን ዘሎ ጽሑፋት:- ዓረብኛ:- ንዘለኣለም ምንባር (ንእሽቶ): ንእስነትካ: ትራክትታት:- T-13: T-14: T-15: T-16። እንግሊዝኛ:- ፍጥረት (ንእሽቶ): መጽሓፍ ቅዱስ—ናይ ኣምላኽ ቃልዶ ወይስ ናይ ሰብ፧ ትርጕም ሓዳስ ዓለም ወርቃዊ (Dbi12) ከምኡውን ወርቃዊ ኣብ ጁባ ዝኣቱ ሕታም (Dbi25): ናይ 1987: 1988: 1989 ግምቢ ዘብዐኛ ጥሙር ጥራዛት። ፈረንሳይኛ:- ናይ ወድሰብ ምድላይ።