ቲኦክራቲካዊ ዜና
ቆጵሮስ:- ኣብ ለካቲት ሓድሽ ዝለዓለ ቍጽሪ 1,626 ኣስፋሕቲ በጺሑ። ቍጽሪ ተኣከብቲ ናይ መዓልቲ ፍሉይ ኣሰምብሊ 2,249 ነበረ።
ፊሊፕንስ:- ኣብ ለካቲት ሓድሽ ዝለዓለ ቍጽሪ 119,549 ኣስፋሕቲ ጸብጻብ ቀሪቡ።
ሩዋንዳ:- እቲ “ኣምላኻዊ ፍርሃት” ኣውራጃዊ ዓቢ ኣኼባ ኣብዚ ቐረባ ግዜ በብናእሽቱ ጉጅለታት ተኻይዱ: 6,062 ጠቕላላ ተኣከብትን 178 ተጠመቕትን ድማ ነይሮም።