ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 10/94 ገጽ 2
  • ናይ ኣገልግሎት ኣኼባ ንወርሒ ጥቅምቲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ናይ ኣገልግሎት ኣኼባ ንወርሒ ጥቅምቲ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1994
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 3 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
  • 10 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
  • 17 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
  • 24 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
  • 31 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1994
km 10/94 ገጽ 2

ናይ ኣገልግሎት ኣኼባ ንወርሒ ጥቅምቲ

3 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 203

10 ደቒቕ:- ውሽጣዊ ምልክታታትን ካብ ናይ መንግስትና ኣገልግሎት ዝተመርጸ ምልክታታትን።

17 ደቒቕ:- “እቲ ግዜ ሕጂ ኢዩ።” ብሕቶን መልስን። ካብታ ናይ ሕዳር 1993 ናይ መንግስትና ኣገልግሎት ገጽ 4ን 5ን “መንፈሳዊ ሸቶታት ስዓብ” እትብል ንኡስ ኣርእሰቲ ሓሳባት ወስኽ።

18 ደቒቕ:- “ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ብመጽሔት ተገደስ።” ምስ ተሳተፍቲ ተዘራረበሎም። ዝርርብ ምእንቲ ክትጅምር ንመጽሔታት ብኸመይ ከም እትጥቀመሎም ዘርኢ ክልተ ብጽቡቕ እተዳለወ ተዋስኦ ኣቕርብ። ምብጽጻሕ መጽሔት ክትጅምርን ክትዕቅብን ሸቶ ብምግባር ኣብ ነፍሲ ወከፍ ማዕጾ መጽሔታት ምዕዳል ኣገዳስነቱ ኣጕልሕ።

መዝሙር 212ን ናይ መዕጸዊ ጸሎትን

10 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 104

15 ደቒቕ:- ውሽጣዊ ምልክታታት። ናይ ሕሳብ ጸብጻብን ናይ ዝኾነ ወፈያ ኣፍልጦን። ናይ ዓቢ ኣኼባ መዘኻኸሪታት።

15 ደቒቕ:- ሰናይ ንምግባር ኣይንተሓለል። ዝርርብ ብሽማግለ። መንፈሳዊ ድኻም ኣብ ኣገልግሎት የሆዋ ዘሎና ሓጐስን ቅንእን ከጕድሎ ይኽእል ኢዩ። በታ ግምቢ ዘብዐኛ ናይ 15 ጥሪ 1986 ገጽ 19 (ሳጹን) ዘሎ ሓሳባት ተጠቒምካ መንፈሳዊ ሓይልና እነሐድሰሉ ገለ መገድታት ጥቐስ። ንናይ ጉባኤ ንጥፈታት ብምሉእ ልብኻ ደገፍ ኪወሃብ ኣጕልሕ።

15 ደቒቕ:- “ነቶም ተገዳስነት ዘርእዩ ብፍቕሪ ሓግዝዎም” ምስ ተሳተፍቲ ተዘራረበሎም። በቶም ቀሪቦም ዘለዉ ሓሳባት ተጠቒምካ ክልተ ተዋስኦታት ኣዳሉ።

መዝሙር 108ን ናይ መዕጸዊ ጸሎትን

17 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 194

10 ደቒቕ:- ውሽጣዊ ምልክታታት።

15 ደቒቕ:- “ወለዲ​—⁠ሓገዝቲ ኵኑ!” ኣብተን ቀዳሞት ሰለስተ ዓንቀጻት ናይ 8 ነሓሰ 1994 ንቕሑ! (እንግሊዝኛ) ዝተመስረተ ብሓደ ሽማግለ ዝውሃብ ዝርርብ። ነቲ ትምህርቲ ኣብ ከባቢኦም ከም ዝጥቀምሉ ግበር። ንሓደ ምስ መማህራን ወይ ድማ ናይ ቤት ትምህርቲ ሓለፍቲ ተዘራሪቡ ዚፈልጥ ወላዲ ኣዘራርብ። ወለዲ ንደቆም ብኸመይ ሓገዝቲ ክኾኑ ከም ዝኽእሉ ኣጋንን።

20 ደቒቕ:- ሽግር ናይ ስራሕ ምስኣንን ናይ ገዛ ሽግርን መፍቲሒኡ እንታይ ምዃኑ ንሰባት ንምሕጋዝ ካብታ ምምርማር እትበሃል ናይ እንግሊዝኛ መጽሓፍ ገጽ 11 ስራሕ⁠/​ገዛ ዝብል መእተዊ ተጠቒምና መፍቲሒኡ እንታይ ምዃኑ ካብ ገጽ 152–154 ዘሎ ሓሳባት ብምጥቃስ ብሓደ ሽማግለ ዝርርብ ይወሃብ።

20 ደቒቕ:- ሽግር ናይ ስራሕ ምስኣንን ናይ ገዛ ሽግርን መፍቲሒኡ እንታይ ምዃኑ ንሰባት ንምሕጋዝ ካብታ ምምርማር እትበሃል ናይ እንግሊዝኛ መጽሓፍ ገጽ 11 ስራሕ⁠/​ገዛ ዝብል መእተዊ ተጠቒምና መፍቲሒኡ እንታይ ምዃኑ ካብ ገጽ 152–154 ዘሎ ሓሳባት ብምጥቃስ ብሓደ ሽማግለ ዝርርብ ይወሃብ።

መዝሙር 156ን ናይ መዕጸዊ ጸሎትን

24 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 141

10 ደቒቕ:- ውሽጣዊ ምልክታታት።

15 ደቒቕ:- ካብታ ናይ 15 ሰነ 1994 ግምቢ ዘብዐኛ (እንግሊዝኛ) ገጽ 28–31 “‘ቤት ኣምላኽ’ ብሞሳ ምርኣዩ” እትብል ኣርእስቲ ብሓደ ሽማግለ ዝወሃብ ዝርርብ።

20 ደቒቕ:- “እናወሰኽካ ትኸይድ ከም ዘሎኻ ይገለጽ።” ብሕቶን መልስን።

መዝሙር 171ን ናይ መዕጸዊ ጸሎትን

31 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 169

10 ደቒቕ:- ውሽጣዊ ምልክታታት።

15 ደቒቕ:-  “ነቲ መጽናዕቲ ናይ መጽሓፍ ራእይ ፍጻሜኡ ኣማስውሉ” ተንትን። ስርዓታዊ ኴንካ ምድላውን ምክፋልን ዘለዎ ኵሉ ጥቕምታት ኣዘኻኽር። ኣብ ወርሒ ሕዳርን ታሕሳስን ሓገዝቲ ፓይነራት ክኾኑ ኣተባባዓዮም። ነዚ ንምግባር እኹል ግዜ ብኸመይ ክንረክብ ከም እንኽእል ገለ ሓሳባት ሃብ። ናይ ሕዳር ናይ መጽሔት ዕደላ ተዘራረበሉ።

20 ደቒቕ:- “ኵሉ ሳዕ መስዋእቲ ምስጋና ብምቕራብ: ቅድም መንግስቲ ኣምላኽ ድለዩ” ሕቶን መልስን። ብብሕቲ ክንበጽሖም እንኽእል ገለ ጠቐምቲ ሸቶታት ጥቐስ። ካልኦት ብዙሕ ምእንቲ ክዓይዩ እንሕግዘሉ መገድታት ጥቐስ።

መዝሙር 136ን ናይ መዕጸዊ ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ