ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w19 ታሕሳስ ገጽ 31
  • መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛን ንቕሑ!ን 2019

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛን ንቕሑ!ን 2019
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2019
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ሕታም መጽናዕቲ ግምቢ ዘብዐኛ
  • ንቕሑ!
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2019
w19 ታሕሳስ ገጽ 31

መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛን ንቕሑ!ን 2019

ምስቲ እቲ ዓንቀጽ ዚርከበሉ ሕታም

ሕታም መጽናዕቲ ግምቢ ዘብዐኛ

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

  • ስለምንታይ እያ “ኣብ መሮር” እተዓመጸት ጓል ብዘይ ምስክርነት ክልተ መሰኻኽር ንጽህቲ እትኸውን ነይራ፧ (ዘዳ 22:25-27)፡ ታሕ.

  • ነፍሲ ኣይትመውትን ዚብል ሓሳብ ኣብ ኤደን ድዩ ተኣታትዩ፧ (ዘፍ 3:4)፡ ታሕ.

መጽሓፍ ቅዱስ

  • ሓንቲ ጥቕልልቲ ብራና “ተቐሊዓ፡” ሰነ

ታሪኽ ህይወት

  • ሳላ እቲ ሃብታም ክርስትያናዊ ውርሻይ ህይወተይ ለምሊሙ (ዉድዎርዝ ሚልስ)፡ ለካ.

  • “ክብርቲ ሉል” ረኺብና (ዊንስተን ፐይንን ፓመላ ፐይንን)፡ ሚያ.

  • የሆዋ ኻብቲ እተጸበኽዎ ንላዕሊ ባሪኹኒ (ማንፍሬድ ቶናክ)፡ ሓም.

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

  • ሓድሽ ኣባል ኣመሓዳሪ ኣካል (ከነት ኩክ ጁንየር)፡ ጥሪ

  • 1919—ቅድሚ ሚእቲ ዓመት፡ ጥቅ.

እተፈላለየ

  • ምኵራብ ብኸመይ ጀሚሩ፧ ለካ.

  • ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣመሓደርቲ ቤት ዝነበሮም ዕዮ፡ ሕዳ.

  • ብግዜ ጥንቲ፡ መገሻ ባሕሪ፡ ሚያ.

  • ካብ መጻወድያ ሰይጣን ንምምላጥ ዜኽእል ዕቝባ (ስእለ ጽዩፍ)፡ ሰነ

ክርስትያናዊ ናብራን ባህርያትን

  • ሓጐስና ንምዕቃብ ዚሕግዝ ትምህርቲ (ዮሃንስ መጥምቕ)፡ ነሓ.

  • ሕያውነት—ከመይ ጌርካ ኸተማዕብላ ትኽእል፧ መጋ.

  • “ብዅሉ ኣመስግኑ፡” ታሕ.

  • እምነት—እተበርትዓና ባህርይ፡ ነሓ.

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

  • ልቢ ዘይሃይማኖተኛታት ብኸመይ ትትንኪ፧ ሓም.

  • ሓደ ቐሊል ድራር ብዛዕባ ሓደ ሰማያዊ ንጉስ እንታይ ይምህረና፧ ጥሪ

  • “ሓደ እኳ ኸይማርኸኩምሲ፡ ተጠንቀቑ”! ሰነ

  • መንፈስ ቅዱስ ብኸመይ ይሕግዘና፧ ሕዳ.

  • መወዳእታ ቕድሚ ምምጻኡ፡ ድልዱል ዕርክነት ኣማዕብል፡ ሕዳ.

  • ምስ ፍልጠት ኣምላኽ ዚጻረር ኵሉ ሓሳባት ነፍርስ! ሰነ

  • ሞሳና ኽንገልጽ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ ለካ.

  • ብዛዕባ ሞት ነቲ ሓቂ ደግፍ፡ ሚያ.

  • “ነቲ ኽትገብርዎ ዝጀመርኩም ፈጽምዎ” ሕዳ.

  • ነቲ ‘ዓብዪ ዋልታ እምነትካ’ ትከናኸኖዶ ኣለኻ፧ ሕዳ.

  • “ናባይ ንዑ፡ ኣነ ድማ ከዕርፈኩም እየ፡” መስ.

  • ናይ መጽናዕቲ ልማድካ ኣመሓይሽ! ግን.

  • ንልብኻ ብኸመይ ትሕልዎ፧ ጥሪ

  • ንሓድሽ ምድብ ብኸመይ ትለምዶ፧ ነሓ.

  • ንመስጐጕቲ ኻብ ሕጂ ተዳሎ፡ ሓም.

  • ንስምዒት ካልኦት ሕለ፡ መጋ.

  • ንእኩያት መናፍስቲ ንምጽራር፡ ሓገዝ የሆዋ ተቐበል፡ ሚያ.

  • ንዕዮን ንዕረፍትን “ገግዜኡ ኣለዎ፡” ታሕ.

  • ንየሆዋ በይኑ ተወፋይነት ሃቦ፡ ጥቅ.

  • ንየሆዋ ኣብ ጉባኤ ወድሶ፡ ጥሪ

  • ንየሆዋ ኣዚና ንገዝኣዮ—ስለምንታይን ብኸመይን፧ መስ.

  • ንየሆዋ ኽሳዕ ክንደይ ኢኻ ኣጸቢቕካ እትፈልጦ፧ ታሕ.

  • ንየሱስ ምሰሎ እሞ ብሰላም ንበር፡ ሚያ.

  • ንግዳያት ህስያ ነጸናንዓዮም፡ ግን.

  • ንጽህናኻ ሓሉ! ለካ.

  • ኣርማጌዶን ብስራት እያ! መስ.

  • ኣብቲ “ብርቱዕ ጸበባ” እሙናት ኴንና ንመላለስ፡ ጥቅ.

  • ኣብ ትሕቲ እገዳ ብቐጻሊ ንየሆዋ ኣምልኮ፡ ሓም.

  • ኣብ ትሕቲ ጸቕጢ ንዘለዉ ሰባት ሓግዞም፡ ሰነ

  • ኣብ ትሕቲ ጸቕጢ ኽትከውን ከለኻ፡ ናብ የሆዋ ተጸጋዕ፡ ሰነ

  • ኣብ ኣኼባታት ምእካብና ብዛዕባና እንታይ ይብል፧ ጥሪ

  • ኣብ ኣገልግሎትካ ድንጋጽ ኣርኢ፡ መጋ.

  • ኣብ ኣጋ መወዳእታ እዘን “ዳሕሮት መዓልትታት” ወትሩ ብዕዮ ትሑዛት ንኹን፡ ጥቅ.

  • ኣቱም ወለዲ፡ ንደቅኹም፡ ንየሆዋ ኼፍቅርዎ ኣሰልጥንዎም፡ ታሕ.

  • “ኣነ ኣምላኽካ እየ እሞ፡ ኣይትጨነቕ፡” ጥሪ

  • “ኣይንሕለልን ኢና”! ነሓ.

  • ኣገልግሎትካ ምሉእ ብምሉእ ትፍጽምዶ ኣለኻ፧ ሚያ.

  • እቶም “ዚሰምዑኻ” ኺድሕኑ እዮም፡ ነሓ.

  • “እንሆ፡ . . . ብዙሓት ህዝቢ፡” መስ.

  • ከይጥመቕከ እንታይ ይኽልክለኒ፧ መጋ.

  • “ኪዱ . . . ደቀ መዛሙርቲ ግበሩ፡” ሓም.

  • ካብ መጽሓፍ ዘሌዋውያን እንምሃሮ ትምህርቲ፡ ሕዳ.

  • ዓቕሊ ድለ እሞ ንየሆዋ ባህ ኣብሎ፡ ለካ.

  • የሆዋ ንሓርነትካ መሰናድዎ ገይሩልካ፡ ታሕ.

  • የሆዋ ንትሑታት ኣገልገልቱ ኣኽቢሩ ይርእዮም፡ መስ.

  • የሆዋ እንታይ ኬዅነካ እዩ፧ ጥቅ.

  • ድምጺ የሆዋ ስማዕ፡ መጋ.

  • “ጥበብ እዛ ዓለም እዚኣ” ኣየዐሹኻ፡ ግን.

  • ፍቕርን ፍትሕን—ኣብ ክርስትያናዊት ጉባኤ፡ ግን.

  • ፍቕርን ፍትሕን—ኣብ ጥንታዊት እስራኤል፡ ለካ.

  • ፍቕርን ፍትሕን—እከይ ኬጋጥም ከሎ፡ ግን.

  • ፍቕርኹም ይብዛሕ፡ ነሓ.

የሆዋ

  • ነቲ “ኣሜን” ዚብል መግለጺኻ ኣኽቢሩ ይርእዮ፡ መጋ.

  • እኹል መጠንቀቕታ ይህብ ድዩ፧ ጥቅ.

የሱስ ክርስቶስ

  • ብሓቂዶ ንዓይ ሞይቱለይ እዩ፧ ሓም.

ሕታም ህዝቢ ግምቢ ዘብዐኛ

  • ህይወት ኣኺልዋ ኸምዚኣ ድያ፧ ቍ. 3

  • ብህይወት ምንባርዶ ይሓይሽ፧ ቍ. 2

  • ኣምላኽ መን እዩ፧ ቍ. 1

ንቕሑ!

  • መጽሓፍ ቅዱስ ንህይወትካ ኼመሓይሾ ይኽእልዶ፧ ቍ. 3

  • ቈልዑ ኺምሃርዎ ዜድልዮም ሽዱሽተ ትምህርቲ፡ ቍ. 2

  • ካብ ስግኣት ናጻ እንዀነሉ እዋንሲ ኺመጽእ ድዩ፧ ቍ. 1

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ