ሕታም መጽናዕቲ
ለካቲት 2019
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 8 ሚያዝያ–5 ግንቦት 2019
© 2018 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ። ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ donate.jw.org ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።
ስእሊ ገበር፦
የሆዋ ንቘልዑ፡ ካብ ወለዶም ፍቕርን ትምህርትን እናረኸቡ ኸይተሸቝረሩ ኺዓብዩ ይደልዮም (ዓንቀጽ 9፡ ሕጡብ ጽሑፍ 7-8 ርአ)