ሕታም መጽናዕቲ
መስከረም 2018
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 29 ጥቅምቲ–2 ሕዳር 2018
© 2018 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
ገበር፦
ኣይርላንድ
ኣሕዋት ንነበርቲ ደሴታት ኣራን ብቛንቋ ኣይርላንድኛ ብስራት ንምንጋር፡ ናብተን ካብ ገማግም ኣይርላንድ ፍንትት ኢለን ዚርከባ ደሴታት ይጕዓዙ
ኣስፋሕቲ
6,747
መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስ
3,392
ተኣከብቲ በዓል ዝኽሪ (2017)
12,082
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ።
ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ www.jw.org/ti ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።