ሕታም መጽናዕቲ
መጋቢት 2018
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 30 ሚያዝያ–3 ሰነ 2018
© 2017 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
ገበር፦
ክሮአሽያ
ክልተ ኣስፋሕቲ ኣብ መንጽር እቲ ኣብ ጥቓ ኸተማ ስፕሊት ዚርከብ ኣብ መበል 16 ዘመን እተሃንጸ ድልድል ካሽቲላስ ንሓደ ቐባኣይ ትራክት የርእይዎ
ኣስፋሕቲ
5,335
መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስ
2,123
ተኣከብቲ በዓል ዝኽሪ (2016)
8,434
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ።
ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ www.jw.org/ti ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።