ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w18 መጋቢት ገጽ 2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
w18 መጋቢት ገጽ 2

ትሕዝቶ

30 ሚያዝያ 2018–6 ግንቦት 2018 ዘላ ሰሙን

3 ጥምቀት—ክርስትያናት ኬማልእዎ ዘለዎም ብቕዓት

7-13 ግንቦት 2018 ዘላ ሰሙን

8 ኣቱም ወለዲ፡ ንውሉድኩም ናብ ጥምቀት ኪበጽሕ ትሕግዝዎዶ ኣለኹም፧

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ክንመርሕ ከለና፡ እንታይ እዩ ሸቶና ኪኸውን ዘለዎ፧ ንጥምቀት ምድንጓይ ጌጋ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ ገሊኦም ክርስትያን ወለዲ ንደቆም፡ ከይተጠምቁ ኺጸንሑ ዜተባብዕዎም ስለምንታይ እዮም፧ ኣብዚ ኽልተ ዓንቀጻት እዚ፡ ነዘን ሕቶታት እዚአንን ንኻልኦትን መልሲ ኺውሃበለን እዩ።

13 ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

14-20 ግንቦት 2018 ዘላ ሰሙን

14 ጋሻ ምቕባል—ደስ ዜብልን ኣድላይን ተግባር!

ሃዋርያ ጴጥሮስ ኣብ ቀዳማይ ዘመን ንዝነበሩ ክርስትያናት፡ “ንሓድሕድኩም ብግሽነት ተቓባበሉ” ኢሉ ተማሕጺንዎም ኣሎ። (1 ጴጥ. 4:9) እዚ ምኽሪ እዚ ምናዳ ነዚ ግዜና ዜድልየና ስለምንታይ እዩ፧ ገለ ኻብቲ ነዚ ኣብ ግብሪ ኸነውዕለሉ እንኽእል መገድታት እንታይ ክንጠቅስ ንኽእል፧ ከመይ ጌርና ኢናኸ ጽቡቕ ዝባህርያቶም ኣጋይሽ እንኸውን፧ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ነዚ ሕቶታት እዚ ትምርምር።

19 ታሪኽ ህይወት​—የሆዋ ኸቶ ኣይሓደገንን!

21-27 ግንቦት 2018 ዘላ ሰሙን

23 ተግሳጽ—መርኣያ ፍቕሪ ኣምላኽ

28 ግንቦት 2018–3 ሰነ 2018 ዘላ ሰሙን

28 “ተግሳጽ ስምዑ፡ ጥበበኛታት ከኣ ኩኑ”

እዘን ክልተ ዓንቀጻት እዚአን፡ ኣምላኽ ብኣባታዊ ተግሳጽ ኣቢሉ ፍቕሩ ብኸመይ ከም ዚገልጸልና ኣጸቢቕና ኽንርዳእ ይሕግዛና። እሞ ደኣ ኣምላኽ ከመይ ገይሩ እዩ ዚግስጸና፧ ንተግሳጹ ብኸመይ ክንቅበሎ ኣሎና፧ ከመይ ጌርናኸ ኢና ርእሰ ተግሳጽ ከነማዕብል እንኽእል፧ ኣብዘን ዓንቀጻት እዚአን፡ መልሲ እዚ ሕቶታት ርኸብ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ