ሕታም መጽናዕቲ
ለካቲት 2018
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 2-29 ሚያዝያ 2018
© 2017 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
ገበር፦
ካምቦድያ
ሰብ ሓዳር ዝዀኑ ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ንሓንቲ ኣብ ርእሳ ባህላዊ ሻርባ ዝገበረት ሰበይቲ፡ ንወዳ ኻብ ቤት ትምህርቲ ኸተምጽኦ ኸላ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ መልእኽቲ የበስርዋ
ኣስፋሕቲ
1,021
መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስ
2,524
ተኣከብቲ በዓል ዝኽሪ (2016)
2,790
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ።
ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ www.jw.org/ti ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።