ሕታም መጽናዕቲ
ጥሪ 2018
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 26 ለካቲት–1 ሚያዝያ 2018
© 2017 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
ገበር፦
ቦሊቭያ
ኣብ ሪበራልታ፡ በኒ፡ ፈለምቲ ዝዀኑ ኽልተ ጽምዲ ሰብ ሓዳር ኣብ ሓንቲ ነፋሪት ጽሑፋት ጽዒኖም፡ ናብ ግሉል ከባቢ እታ ሃገር ከይዶም ኪሰብኩ ይዳለዉ
ኣስፋሕቲ
26,081
መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስ
42,568
ተኣከብቲ በዓል ዝኽሪ (2016)
75,027
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ።
ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ www.jw.org/ti ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።