ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w17 ሰነ ገጽ 2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ኣብቲ ዓብዪ ጕዳይ ኣተኵር
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
w17 ሰነ ገጽ 2

ትሕዝቶ

3 ትዝክሮዶ፧

31 ሓምለ 2017–6 ነሓሰ 2017 ዘላ ሰሙን

4 የሆዋ ኣብ ኵሉ ጸበባና የጸናንዓና

ንዅላትና ጸበባ ዜጋጥመና እኳ እንተ ዀነ፡ የሆዋ ግና የጸናንዓና እዩ። ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ሕጅን ኣብ መጻእን ናይ ሓቂ ምጽንናዕ ክንረኽበሉ እንኽእል ኣገዳሲ መሰናድዎታት ተገሊጹ ኣሎ።

7-13 ነሓሰ 2017 ዘላ ሰሙን

9 ልብኻ ኣብ መንፈሳዊ መዛግብቲ ግበር

እዛ ዓንቀጽ እዚኣ ብዛዕባ እታ የሱስ ዝመሰላ ምሳሌ እቲ ሉላት ዚደሊ ነጋዳይ ትገልጽ። ነቲ ንክርስትያናት እተዋህቦም ህይወት ዜድሕን ኣገልግሎትን ነቲ ንዓመታት እተምሃርናዮ ሓቅታትን ዘሎና ኣረኣእያ ኽንግምግም እውን ትሕግዘና።

14 ክንየው ደጋዊ ትርኢት ክትርኢ ትኽእልዶ፧

16 ክትዕረቕን ሰላም ከተስፍንን ዲኻ፧

21 ‘ልብምናኺ ይባረኽ!’

14-20 ነሓሰ 2017 ዘላ ሰሙን

ኣብቲ ዓብዪ ጕዳይ ኣተኵር

21-27 ነሓሰ 2017 ዘላ ሰሙን

27 ንልዑላውነት የሆዋ ደግፍ!

ኣብዚ ሃታሃታ ዝመልኦ ህይወት፡ ነቲ ኣገዳሲ ነገር ክንርስዖ ንኽእል ኢና። እዘን ዓንቀጻት እዚአን፡ ልዑላውነት የሆዋ ኣገዳሲ ምዃኑን ከመይ ጌርና ኸም እንድግፎን ይገልጻ።

32 ትፈልጥዶ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ