ሕታም መጽናዕቲ
ጥሪ 2017
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 27 ለካቲት–2 ሚያዝያ 2017
© 2016 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
ገበር፦
ቺለ
ኣብ ደቡብ ቺለ ዚርከቡ ኣስፋሕቲ ብገማግም ሓደ ፈለግ ይኸዱ። እቲ ፈለግ ብመንጎ ልሙዕ ዱር ሰንጢቑ ዚሓልፍ ኪኸውን ከሎ፡ ብማዕዶ ጫፍ ኣኽራን ኣንደስ ይርአ። ኵነታት ኣየር ኣብ ዚፈቕደሎም እዋን፡ ናብ ግሉል ከባቢታት ንምብጻሕ ኣብ ወፈራ ስብከት ይሳተፉ።
ኣስፋሕቲ
76,296
መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስ
64,178
ተኣከብቲ በዓል ዝኽሪ (2015)
174,761
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ።
ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ www.jw.org ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ —ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።