ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w15 15/6 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2015
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ሕታም መጽናዕቲ
  • ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2015
w15 15/6 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ሰነ 2015

© 2015 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania

ሕታም መጽናዕቲ

27 ሓምለ 2015–2 ነሓሰ 2015

ክርስቶስ—ሓይሊ ኣምላኽ

ገጽ 3 • መዝሙር፦ 14, 5

3-9 ነሓሰ 2015

ንሰባት የፍቅሮም ነበረ

ገጽ 8 • መዝሙር፦ 25, 30

10-16 ነሓሰ 2015

ንጹሃት ኴንና ኽንነብር ንኽእል ኢና

ገጽ 13 • መዝሙር፦ 52, 22

17-23 ነሓሰ 2015

ምስታ ኣብነት እትዀነና ጸሎት ተሰማሚዕካ ንበር—1ይ ክፋል

ገጽ 20 • መዝሙር፦ 28, 11

24-30 ነሓሰ 2015

ምስታ ኣብነት እትዀነና ጸሎት ተሰማሚዕካ ንበር—2ይ ክፋል

ገጽ 25 • መዝሙር፦ 22, 38

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

▪ ክርስቶስ—ሓይሊ ኣምላኽ

▪ ንሰባት የፍቅሮም ነበረ

እዘን ብዛዕባ እቲ የሱስ ዝፈጸሞ ተኣምራት ዚገልጻ ዓንቀጻት፡ ብዛዕባ ልግስን ሓገዝ ምሃብን ግብራዊ ትምህርትታት ይምህራና፡ ብዛዕባ እቲ ዚማርኽ ባህርያት የሱስ ከኣ ይገልጻልና እየን። ብተወሳኺ፡ ብዛዕባ እቲ ድሕሪ ሓጺር እውን ብደረጃ ዓለምለኸ መስተንክር ዝዀነ ተኣምራት ዚርኣየሉ ግዜ እውን ይሕብራ እየን።

▪ ንጹሃት ኴንና ኽንነብር ንኽእል ኢና

ኣብዛ ርኽሰት ኣስፋሕፊሑላ ዘሎ ዓለም፡ ንጹህ ኴንካ ምንባር በዳሂ ኪኸውን ይኽእል እዩ። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ እቲ ምስ የሆዋ ዘሎና ርክብን እቲ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዘሎ ምኽርን እቲ ክርስትያን ብጾትና ዚህቡና ሓገዝን ንርኹስ ሓሳባት ንኽንቃወሞን ነቲ ልዑል ስነ ምግባራዊ ስርዓታት የሆዋ ንኽንሕልዎን ብኸመይ ኪሕግዘና ኸም ዚኽእል ትገልጽ።

▪ ምስታ ኣብነት እትዀነና ጸሎት ተሰማሚዕካ ንበር—1ይ ክፋል

▪ ምስታ ኣብነት እትዀነና ጸሎት ተሰማሚዕካ ንበር—2ይ ክፋል

ክርስትያናት ነታ የሱስ ዝመሃረና ኣብነት እትኸውን ጸሎት መዓልቲ መዓልቲ ኣይደጋግምዋን እዮም፣ ግናኸ እቲ ኣብኡ ተጠቒሱ ዘሎ ነጥብታት ንዓና ዚኸውን ትርጉም ኣለዎ። እዘን ዓንቀጻት እዚአን ብኸመይ ምስቲ ነጥብታት ተሰማሚዕና ኽንነብር ከም እንኽእል ይሕብራ።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ

18 “ኪንዝሊ ኺገብሮ እንተ ኽኢሉ እሞ፡ ኣነ እውን እኽእሎ እየ!”

30 “ተጻዋርነት የድልየኩም ኣሎ”

32 ትዝክሮዶ፧

ገበር፦ እሙናት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ገማግም ፓናማ ኣብ ዚርከብ ደሴታት ቦካስ ዴል ቶሮ ንዚነብሩ ሰባት ብጃልባ ይበጽሕዎም እዮም። ብቛንቋ ኖበሬ ኸኣ ይምስክሩሎም እዮም።

ፓናማ

ብዝሒ ህዝቢ

3,931,000

ኣስፋሕቲ

16,217

ስሩዓት ፈለምቲ

2,534

ኣብ ፓናማ ኣብ ዚርከባ 309 ጉባኤ፡ ልዕሊ 180 ፍሉያት ፈለምቲ ኣለዉ። ኣስታት 1,100 ዚዀኑ ኣስፋሕቲ ድማ ኣብ 35 ጉባኤን 15 ጕጅለን ቋንቋ ኖበሬ ይጥቀሙ። ኣብ 16 ጉባኤን ኣብ 6 ጕጅለን ዜገልግሉ ዳርጋ 600 ዝዀኑ ኣስፋሕቲ ኸኣ ቋንቋ ምልክት ፓናማ ይጥቀሙ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ