ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w15 15/3 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2015
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ሕታም መጽናዕቲ
  • ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2015
w15 15/3 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 መጋቢት 2015

© 2015 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania

ሕታም መጽናዕቲ

4-10 ግንቦት 2015

“ከምኡ ዝዀነ፡ ስለ ዝሰመርካዮ እዩ”

ገጽ 7 • መዝሙር፦ 32, 34

11-17 ግንቦት 2015

‘ክትነቅሕ’ ዲኻ፧

ገጽ 12 • መዝሙር፦ 14, 24

18-24 ግንቦት 2015

ካብ ምሳሌ እቲ ታለንት ተምሃር

ገጽ 19 • መዝሙር፦ 10, 43

25-31 ግንቦት 2015

ንኣሕዋት ክርስቶስ ብተኣማንነት ደግፎም

ገጽ 25 • መዝሙር፦ 16, 18

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

▪ “ከምኡ ዝዀነ፡ ስለ ዝሰመርካዮ እዩ”

▪ ‘ክትነቅሕ’ ዲኻ፧

ኣብታ ቐዳመይቲ ዓንቀጽ፡ የሆዋ ንህዝቡ በቲ በብቝሩብ እናነጸረን እናቐለለን ዚኸይድ ትምህርቲ ብኸመይ ይመርሖም ከም ዘሎ ኽንምርምር ኢና። ኣብታ ኻልአይቲ ኸኣ፡ ነቲ የሱስ ብዛዕባ እተን ዓሰርተ ደናግል ዝሃቦ ምሳሌ ኽንምርምሮ፡ ሎሚ እቲ ምሳሌ እቲ ብኸመይ ብመንፈሳዊ መዳይ ንኽንነቅሕ ኪሕግዘና ኸም ዚኽእል ድማ ክንርኢ ኢና።

▪ ካብ ምሳሌ እቲ ታለንት ተምሃር

▪ ንኣሕዋት ክርስቶስ ብተኣማንነት ደግፎም

የሱስ ብዛዕባ ኣብዚ ዚህልወሉ እዋን ምልክት ኪህብ ከሎ፡ ክልተ ምሳሌ ኸም ዘዘንተወ ኽንምርምር ኢና። እታ ቐዳመይቲ ምሳሌ፡ ብዛዕባ እቶም ታለንት እተዋህቦም ባሮት እትገልጽ ክትከውን ከላ፡ እታ ኻልአይቲ ድማ፡ ኣህዛብ ከም ኣባጊዕን ኣጣልን ኪፈላለዩ ምዃኖም እትገልጽ እያ። የሱስ ነዘን ምሳሌታት እዚአን ዘዘንተወ ስለምንታይ ምዃኑን ንዓና እውን ብኸመይ ከም ዚምልከታናን ንርአ።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ

3 ዝያዳ ዕግበትን ዓስብን ዘለዎ ሞያ ረኺብና

17 ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

30 “ብጐይታ ጥራይ” ምምርዓው—ሎሚ እውን ግብራዊ ድዩ፧

ሆንዱራስ

ገበር፦ ሓያሎ በጻሕቲ ነቲ ብግዜ ኮሎምብያ ዝነበረ ታሪኻዊ ቦታታት ንምርኣይ ናብ ኮፓን ይኸዱ እዮም። ናይ የሆዋ መሰኻኽር ግና ኣብዚ ቦታ እዚ ንሰባት ብዛዕባ መጻኢ ኺፈልጡ ይሕግዝዎም ኣለዉ

ብዝሒ ህዝቢ

8,111,000

ኣስፋሕቲ

22,098

ስሩዓት ፈለምቲ

3,471

ስጳኛ ወግዓዊ ቛንቋ ሆንዱራስ እዩ። ግናኸ፡ ኣብታ ሃገር ቋንቋ ጋሪፉና ዚጥቀሙ ኣብ 12 ጉባኤታት ዚርከቡ 365 ኣስፋሕቲ ኣለዉ። ብዘይካዚ፡ ቋንቋ ምልክት ሆንዱራስ ዚጥቀማ 11 ጉባኤታትን 3 ጕጅለታትን ኣለዋ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ