ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w15 15/1 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2015
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ሕታም መጽናዕቲ
  • ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2015
w15 15/1 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ጥሪ 2015

© 2015 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania

ሕታም መጽናዕቲ

2-8 መጋቢት 2015

ንየሆዋ ወድሶ እሞ ተባረኽ

ገጽ 8 • መዝሙር፦ 2, 28

9-15 መጋቢት 2015

ድራር ጐይታ እነብዕል ስለምንታይ ኢና፧

ገጽ 13 • መዝሙር፦ 8, 5

16-22 መጋቢት 2015

ድልዱልን ሕጉስን ሓዳር ህነጽ

ገጽ 18 • መዝሙር፦ 36, 51

23-29 መጋቢት 2015

የሆዋ ንሓዳርካ ኼደልድሎን ኬዕቍቦን ፍቐደሉ

ገጽ 23 • መዝሙር፦ 36, 50

30 መጋቢት 2015–5 ሚያዝያ 2015

ዘይተቋርጽ ፍቕሪ ኽትህሉ ትኽእልዶ፧

ገጽ 28 • መዝሙር፦ 3, 18

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

▪ ንየሆዋ ወድሶ እሞ ተባረኽ

ብዛዕባ እቲ ዝረኸብናዮ በረኸት ብምስትንታን፡ ንየሆዋ ድማ ስለቲ በረኸት ብምውዳስ፡ ሞሳ ኸነጥርን ክንዕቅቦን ንኽእል ኢና። ዜመስግን ልቢ እንተ ኣልዩና፡ ዘይነማሱ ንኸይንኸውንን ንፈተናታት ንኽንዋጽኣሉን ኪሕግዘና ይኽእል እዩ። ጥቕሲ ዓመት 2015፡ ምሉእ ዓመት ብዛዕባ እዚ ኸተዘኻኽረና እያ።

▪ ድራር ጐይታ እነብዕል ስለምንታይ ኢና፧

እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ንሞት የሱስ ክንዝክሮ ዘሎና ስለምንታይ ምዃኑ ኸተነጽረልና እያ። እቲ ኣብ በዓል ዝኽሪ ዚቐርብ ቅጫን ወይንን ንምንታይ ከም ዜመልክትን ሓደ ሰብ ካብኡ ኺወስድ ዚኽእል እንተ ዀይኑ ብኸመይ ኪፈልጥ ከም ዚኽእልን ክትገልጽ እያ። ብዘይካዚ፡ እታ ዓንቀጽ፡ ብውልቅና ብኸመይ ንድራር ጐይታ ኽንዳሎ ኸም እንኽእል ክትሕብረና እያ።

▪ ድልዱልን ሕጉስን ሓዳር ህነጽ

▪ የሆዋ ንሓዳርካ ኼደልድሎን ኬዕቍቦን ፍቐደሉ

ሰብ ሓዳር ምስቲ እናወሰኸ ዚኸይድ ዘሎ ጸቕጥን ፈተናታትን ይቃለሱ እዮም ዘለዉ። ኰይኑ ግና፡ ብሓገዝ የሆዋ፡ ድልዱልን ሕጉስን ሓዳር ኪህልዎም ይኽእል እዩ። እታ ናይ መጀመርታ ዓንቀጽ፡ ድልዱልን ነባርን ሓዳር ንምምስራት ኪሕግዝ ብዛዕባ ዚኽእል ሓሙሽተ ምሳልያዊ ሕጡብን ንዕኡ ብሓባር ከም ዚጣበቕ ብዛዕባ ዚገብሮ ነገርን ትገልጽ። እታ ኻልአይቲ ዓንቀጽ ድማ፡ ሰብ ሓዳር ብኸመይ ንመንፈሳዊ መትከሎም ብምሕላው ንሓዳሮም ኬደልድልዎ ኸም ዚኽእሉ ኽትምርምር እያ።

▪ ዘይተቋርጽ ፍቕሪ ኽትህሉ ትኽእልዶ፧

ኣብ መንጎ ሰብኣይን ሰበይትን ዘላ ፍቕሪ እንታይ ዓይነት እያ፧ ዘይተቋርጽ ፍቕሪ ክትህሉ ትኽእልዶ፧ እታ ፍቕሪ ብኸመይ እያ እትግለጽ፧ መሃልየ መሃልይ ብዛዕባ እታ ዘይተቋርጽ ፍቕሪ እንታይ ከም እትምህረና ፍለጥ።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ

3 ፈትዮም ይመጹ—ኒው ዮርክ

ገበር፦ ሓደ ሓውን ሓንቲ ሓብትን፡ ኣብታ ግሪንድልዎልድ ዝስማ ውቅብቲ ቝሸት ብመጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሙ ኺምስክር ከሎ፣ እቲ ኣብ ድሕሪኦም ዚርአ ዘሎ ኣኽራን፡ ሰንሰለታዊ ኣኽራን በርን ይብሃል

ስዊዘርላንድ

ብዝሒ ህዝቢ

7,876,000

ኣስፋሕቲ

18,646

ተኣከብቲ በዓል ዝኽሪ (2013)

31,980

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ