ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w14 15/12 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
w14 15/12 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ታሕሳስ 2014

© 2014 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

2-8 ለካቲት 2015

‘ስማዕን ኣስተውዕልን’

ገጽ 6 • መዝሙር፦ 47, 6

9-15 ለካቲት 2015

‘ተስተውዕሎዶ’ ኣለኻ፧

ገጽ 11 • መዝሙር፦ 17, 44

16-22 ለካቲት 2015

ንመወዳእታ እዛ ኣረጊት ዓለም እዚኣ ብሓባር ንጋጠሞ!

ገጽ 22 • መዝሙር፦ 16, 29

23 ለካቲት 2015–1 መጋቢት 2015

ነቲ እተቐበልካዮ ተማስወሉ ዲኻ፧

ገጽ 27 • መዝሙር፦ 11, 24

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

▪ ‘ስማዕን ኣስተውዕልን’

▪ ‘ተስተውዕሎዶ’ ኣለኻ፧

ንምሳሌታት የሱስ ከም እተረዳእናዮ ብኸመይ ከነረጋግጽ ንኽእል፧ እዘን ክልተ ዓቀንጻት እዚአን፡ ንሸውዓተ ምሳሌታት የሱስ ብኸመይ ክንምርምሮ ኸም ዘሎና ኺሕብራና እየን። ብዘይካዚ፡ ነቲ ኻብቲ ምሳሌታት ዝረኸብናዮ ትምህርቲ ብኸመይ ኣብ ክርስትያናዊ ኣገልግሎትና ኽንትግብሮ ኸም እንኽእል ኪገልጻልና እየን።

▪ ንመወዳእታ እዛ ኣረጊት ዓለም እዚኣ ብሓባር ንጋጠሞ!

▪ ነቲ እተቐበልካዮ ተማስወሉ ዲኻ፧

ኣብዛ ብዙሓት መንእሰያት ኣብ ጥቕሚ ርእሶም ጥራይ ዜተኵሩላ ዓለም፡ ክርስትያን መንእሰያት ምስ ህዝቢ ኣምላኽ ብሓድነት ኪመላለሱ ዘለዎም ስለምንታይ እዮም፧ እዘን ዓንቀጻት እዚአን፡ ጽቡቕ ኣብነትን መለበምን ብዛዕባ ዚዀኑና ሰባት ኪገልጻ እየን፣ መንእሰያት ኰኑ ዓበይቲ ጥበባዊ ምርጫ ምእንቲ ኺገብሩ ዚሕግዞም ነጥብታት እውን ይጠቕሳ እየን።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ

3 ‘ነቲ መገዲ ፈሊጥዎ’

4 የሆዋ ነቶም ብፍታው ዚህቡ ይባርኾም

16 ትዝክሮዶ፧

17 ሓሳብካ ኽትቅይር ግቡእ ድዩ፧

21 ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

32 መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛ 2014

ገበር፦ ኣብቲ ኣብ ኮስታ ሪካ ኣብ ገማግም ፓሲፊክ ውቅያኖስ ዚርከብ ታማሪንዶ ዚብሃል ደንደስ ባሕሪ ንኺዘናግዑ ዚመጹ ሰባት፡ ድሕሪ ግዜ ብምልእታ ምድሪ ገነት ከም እትኸውንን ንዓኣ እናተኸናኸንና ብሓጐስ ከም እንነብርን ኪፈልጡ ኸለዉ ይሕጐሱ እዮም

ኮስታ ሪካ

ኣስፋሕቲ

29,185

ፈለምቲ

2,858

እቲ “የሆዋ” ዚብል ስም ኣምላኽ

Jéoba

ብቛንቋ ብሪብሪ

Jehová

ብቛንቋ ካቤካር

ክልተ ጉባኤታትን ክልተ ጕጅለታትን ንቛንቋ ብሪብሪ ይጥቀማ፣ ሰለስተ ጉባኤታትን ኣርባዕተ ጕጅለታትን ድማ ቋንቋ ካቤካር ይጥቀማ። ክልቲኡ ቛንቋታት፡ ቋንቋ ደቀባት ኣመሪካ እዩ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ