ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w14 15/7 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ሕታም መጽናዕቲ
  • ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
w14 15/7 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ሓምለ 2014

© 2014 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania

ሕታም መጽናዕቲ

1-7 መስከረም 2014

“የሆዋ ነቶም ናቱ ዘበሉ ይፈልጦም እዩ”

ገጽ 7 • መዝሙር፦ 18, 10

8-14 መስከረም 2014

ህዝቢ የሆዋ ‘ኻብ ዓመጻ ይርሕቑ’

ገጽ 12 • መዝሙር፦ 34, 29

15-21 መስከረም 2014

‘ንስኻትኩም ምስክረይ ኢኹም’

ገጽ 23 • መዝሙር፦ 31, 47

22-28 መስከረም 2014

“መሰኻኽር ክትኰኑኒ ኢኹም”

ገጽ 28 • መዝሙር፦ 28, 45

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

▪ “የሆዋ ነቶም ናቱ ዘበሉ ይፈልጦም እዩ”

▪ ህዝቢ የሆዋ ‘ኻብ ዓመጻ ይርሕቑ’

እዘን ዓንቀጻት እዚአን፡ ንትርጕም እተን ኣብ 2 ጢሞቴዎስ 2:19 ዚርከባ ቓላት ይገልጻ፣ ብዘይካዚ፡ እታ ጥቕሲ ምስቲ ብግዜ ሙሴ ዘጋጠመ ፍጻመታት ብኸመይ ከም እትተሓሓዝ ይሕብራ። ሎሚ ዘለዉ ክርስትያናት፡ ‘ናይ የሆዋ ምዃኖምን’ ‘ካብ ዓመጻ ኸም ዚርሕቁን’ ብኸመይ ኬርእዩ ኸም ዚኽእሉ ፍለጥ።

▪ ‘ንስኻትኩም ምስክረይ ኢኹም’

▪ “መሰኻኽር ክትኰኑኒ ኢኹም”

ኣብዘን ዓንቀጻት እዚአን፡ ኣገዳስነት እቲ ‘ናይ የሆዋ መሰኻኽር’ ዚብል ስምና ኽንምርምር ኢና። ብዛዕባ የሆዋን የሱስን ክንምስክር ምኽኣልና የዅርዓና እኳ እንተ ዀነ፡ ኣብ ዕዮ ምስክርነት ብቕንኣት ክንካፈልን ንኣምላኽን ንክርስቶስን ብዅሉ ኣካይዳና ቕዱሳት ብምዃን ከነኽብሮምን ኣሎና።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ

3 ፈትዮም ይመጹ—ማይክሮነዥያ

17 ኣቦ ስኢነ፡ ኣቦ ረኺበ

ገበር፦ ክልተ ኣሓት ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ መጽሓፍ ተጠቒመን፡ ካብ ቀቢላ ንደበለ ንዝዀና ኽልተ ባህላዊ ኽዳን እተኸድና ኣንስቲ ኺምስክራለን ከለዋ። እተን ኣንስቲ፡ ኣብ ኣፍ ደገ እቲ ኣብ ገጠር ንደበለ ልሙድ ዝዀነ ቤት እየን ኮፍ ኢለን ዘለዋ። ህዝቢ ንደበለ፡ 2 ሚእታዊት ህዝቢ ደቡብ ኣፍሪቃ እዮም

ደቡብ ኣፍሪቃ

ብዝሒ ህዝቢ

50,500,000

ዝለዓለ ቝጽሪ ኣስፋሕቲ

94,101

ቋንቋ ንደበለ ዚዛረቡ ኣስፋሕቲ

1,003

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ