ትሕዝቶ
15 ለካቲት 2014
© 2014 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania.
ሕታም መጽናዕቲ
7-13 ሚያዝያ 2014
14-20 ሚያዝያ 2014
21-27 ሚያዝያ 2014
28 ሚያዝያ 2014–4 ግንቦት 2014
ዓንቀጻት መጽናዕቲ
▪ ነቲ ግርማዊ ንጉስ ዝዀነ ክርስቶስ ወድሶ!
▪ ብመርዓ እቲ ገንሸል ተሓጐስ!
እቲ መሲሓዊ ንጉስ ዝዀነ የሱስ ክርስቶስ፡ ሰይፉ ተዓጢቑ ንጸላእቱ ኺስዕሮም ይወጽእ። ምሉእ ብምሉእ ምስ ሰዓረ፡ ደናግል ኣዳኖታት ዘለዋ ጽብቕቲ መርዓት ይምርዖ። እዚ ባህ ዜብል ፍጻመታት እዚ፡ ኣብ መዝሙር 45 ተገሊጹ ኣሎ። እዚ ንዓኻ ብኸመይ ከም ዜገድሰካ ርአ።
▪ የሆዋ—ምንጪ ውህበትን ዕቝባን
▪ የሆዋ—ናይ ቀረባ ዓርክና
ብዛዕባ እቲ ሰማያዊ ኣቦና ዝዀነ የሆዋ ንዘሎና ግንዛበ ኼስፍሖ ዚኽእል እንታይ እዩ፧ እዘን ዓንቀጻት እዚአን፡ ምስቲ ዓርክናን ምንጪ ውህበትን ዕቝባን ዝዀነ የሆዋ ዘሎና ርክብ ኬደልድላኦ እየን። ንኻልኦት፡ ንዕኡ ንኬኽብርዎ ንኽንሕግዞም እውን ኪድርኻና እየን።
ገበር፦ እዚ ኣብ ቭየና ዚርከብ ህዝቢ ዚበዝሖ ኣደባባይ (ሚካኤለርፕላትዝ)፡ መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንኻልኦት ከተካፍለሉ እትኽእል ጽቡቕ ቦታ እዩ። ሓንቲ ሓብትና ብቻይንኛ ትምስክርን መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ መጽሓፍ ትዕድልን ኣላ
ኦስትርያ
ኣስፋሕቲ
20,923
ፈለምቲ
2,201
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ
10,987
ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ቭየና ብ25 ቋንቋታት ይስበኽ ኣሎ