ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w14 15/1 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ሕታም መጽናዕቲ
  • ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
w14 15/1 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ጥሪ 2014

© 2014 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania.

ሕታም መጽናዕቲ

3-9 መጋቢት 2014

ነቲ ናይ ዘለኣለም ንጉስ ዝዀነ የሆዋ ኣምልኮ

ገጽ 7 • መዝሙር፦ 27, 46

10-16 መጋቢት 2014

100 ዓመት ዝጸንሐ ግዝኣት መንግስቲ ኣምላኽ—ብኸመይ ይጸልወካ፧

ገጽ 12 • መዝሙር፦ 17, 10

17-23 መጋቢት 2014

ብግዜ ንእስነትካ ጥበባዊ ምርጫ ግበር

ገጽ 17 • መዝሙር፦ 41, 11

24-30 መጋቢት 2014

ክፉእ መዓልትታት ከይመጸ ንየሆዋ ኣገልግሎ

ገጽ 22 • መዝሙር፦ 54, 17

31 መጋቢት 2014–6 ሚያዝያ 2014

“መንግስትኻ ትምጻእ”—ግናኸ መዓስ፧

ገጽ 27 • መዝሙር፦ 14, 30

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

▪ ነቲ ናይ ዘለኣለም ንጉስ ዝዀነ የሆዋ ኣምልኮ

እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ የሆዋ ወትሩ ንጉስ ምዃኑ ተረጋግጸልና፣ ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ንዘለዉ ፍጡራቱ ብኸመይ ንግስነቱ ኸም ዘርኣዮም እውን ትገልጽ። ብዘይካዚ፡ እቶም ነቲ ንጉስ ዘለኣለም ዝዀነ የሆዋ ኼምልኹ ዝመረጹ ጥንታውያን ሰባት ንዝገደፍዎ ኣብነት ክንስዕብ ተተባብዓና።

▪ 100 ዓመት ዝጸንሐ ግዝኣት መንግስቲ ኣምላኽ—ብኸመይ ይጸልወካ፧

እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ብዛዕባ እቲ መሲሓዊት መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ዝሓለፈ 100 ዓመት ዝዓመመቶ ነገራት ዘሎና ግንዛበ ተስፍሓልና። ብዘይካዚ፡ ነፍሲ ወከፍና እሙናት ተገዛእቲ መንግስቲ ኣምላኽ ንኽንከውን ተተባብዓና። ብዛዕባ ጥቕሲ ዓመት 2014 ንኸነስተንትን እውን ትድርኸና።

▪ ብግዜ ንእስነትካ ጥበባዊ ምርጫ ግበር

▪ ክፉእ መዓልትታት ከይመጸ ንየሆዋ ኣገልግሎ

‘ንህይወተይ ኣብ ምንታይ መዓላ እየ ኸውዕላ፧’ ርእሱ ንየሆዋ ዝወፈየ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ከምኡ ኢሉ ኺሓትት ኣገዳሲ እዩ። ኣብዘን ዓንቀጻት እዚአን፡ መንእሰያት ንኣምላኽ ምሉእ ብምሉእ ንኼገልግልዎ ብዛዕባ ኺመርሖም ዚኽእል መሰረታዊ ስርዓታትን ብዕድመ ዝደፍኡ ክርስትያናት ኣገልግሎቶም ንኼስፍሑ ብዛዕባ ዘለዎም ኣጋጣሚታትን ክንምርምር ኢና።

▪ “መንግስትኻ ትምጻእ”—ግናኸ መዓስ፧

ሎሚ፡ ኣቓልቦ ብዙሓት ሰባት ብዅነታት ዓለም ወይ ብዜገድሶም ነገራት ተሰሪቑ ኣሎ። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ መንግስቲ ኣምላኽ ድሕሪ ቐረባ ግዜ ነዚ እኩይ ስርዓት እዚ ኸተጥፍኦ ምዃና ንዘሎና ምትእምማን ኬደልድለልና ዚኽእል ሰለስተ መርትዖታት ተቕርብ።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ

3 ፈትዮም ይመጹ—ምዕራብ ኣፍሪቃ

32 ብቝልዕነተይ ዝመረጽክዎ

ገበር፦ ኣብ ከተማ ልቪቭ፡ ካብ ወጻኢ ሃገራት ንዝመጹ ተመሃሮ ዩኒቨርሲቲ ኺስበኸሎም ከሎ

ዩክረይን

ብዝሒ ህዝቢ

45,561,000

ኣስፋሕቲ

150,887

ሃንጋርኛ፡ ሩመንያኛ፡ ሩስያኛ፡ ቋንቋ ምልክት ሩስያ፡ ከምኡ ድማ ዩክረይንኛ ሓዊስካ፡ ብ15 ቛንቋታት ዚምርሓ 1,737 ጉባኤታትን 373 ጕጅለታትን ኣለዋ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ