ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w13 15/12 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ሕታም መጽናዕቲ
  • ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
w13 15/12 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ታሕሳስ 2013

© 2013 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania.

ሕታም መጽናዕቲ

3-9 ለካቲት 2014

‘ካብ ሓሳብካ ቐልጢፍካ ኸይትናወጽ’ ተጠንቀቕ

ገጽ 6 • መዝሙር፦ 32, 7

10-16 ለካቲት 2014

ምእንቲ መንግስቲ ኣምላኽ፡ መስዋእትታት ክትከፍል ዲኻ፧

ገጽ 11 • መዝሙር፦ 40, 28

17-23 ለካቲት 2014

‘እዛ መዓልቲ እዚኣ ንመዘከርታ ትኹነልኩም’

ገጽ 17 • መዝሙር፦ 5, 18

24 ለካቲት 2014–2 መጋቢት 2014

“እዚ ንመዘከርታይ ግበርዎ”

ገጽ 22 • መዝሙር፦ 30, 8

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

▪ ‘ካብ ሓሳብካ ቐልጢፍካ ኸይትናወጽ’ ተጠንቀቕ

ንዜተሓታት ሓሳባትን ግምታትን ከም ሓቂ ጌርና ኽንቅበሎ የብልናን። ኣብ ቀዳማይን ካልኣይን ተሰሎንቄ፡ ንዓና ዚኸውን እዋናዊ መጠንቀቕታት ንረክብ ኢና።

▪ ምእንቲ መንግስቲ ኣምላኽ፡ መስዋእትታት ክትከፍል ዲኻ፧

ንረብሓታት መንግስቲ ኣምላኽ ንምድንፋዕ፡ ጥቕሚ ርእስኻ ምስዋእ የድሊ። ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ካብቲ ኣብ ጥንታዊት እስራኤል ዚቐርብ ዝነበረ መስዋእትታት ክንመሃር ኢና። ሎሚ እውን ንመንግስቲ ኣምላኽ ንምድጋፍ መስዋእቲ ዚገብሩ ሓያሎ ሰባት ከም ዘለዉ ኽንርኢ ኢና።

▪ ‘እዛ መዓልቲ እዚኣ ንመዘከርታ ትኹነልኩም’

▪ “እዚ ንመዘከርታይ ግበርዎ”

ዓመት ዓመት ዳርጋ ኣብ ሓደ ግዜ፡ ኣይሁድ ፋስጋ ኼብዕሉ ኸለዉ፡ ናይ ሓቂ ክርስትያናት ከኣ ዝኽሪ ሞት ክርስቶስ የብዕሉ እዮም። ብዛዕባ ፋስጋ ኽንፈልጥ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ ድራር ጐይታ መዓስ ከም ዚብዓል ብኸመይ ንፈልጥ፧ ንዅልናኸ እንታይ ትርጕም እዩ ኼመሓላልፈልናን ዘለዎ፧

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ

3 የሆዋ ኣብ ጽላሎት ኣኽራን ኣዕቈቦም

16 ትዝክሮዶ፧

27 መጻምድትኻ ምስ ዚመውት

32 መሐበሪ ርእሰ ነገር ግምቢ ዘብዐኛ 2013

ገበር፦ ኣብዚ ኣኻውሕ ዚበዝሖ ኣኽራን እዚ ፋሕ ኢሎም ንዘለዉ ሰባት ንኽትረኽቦም ኣጸጋሚ እዩ። አረ ገሊኡ ኣኻውሕሲ ኣብ ርእሰ ርእሲ እተደራረበ እዩ። ይኹን እምበር፡ ኣሕዋት ናብ ማተበለላንድ፡ ዚምባብወ፡ ኣብ ዚርከብ ጎቦታት ሞቶቦ እናኸዱ ይሰብኩ እዮም

ዚምባብወ

ብዝሒ ህዝቢ፦

12,759,565

ኣስፋሕቲ፦

40,034

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦

90,894

ኣብ ዚምባብወ ዚነብሩ ሰባት ንጽሑፋትና የንብብዎ እዮም። ብገምጋም፡ ነፍሲ ወከፍ ናይ የሆዋ ምስክር ኣብ ወርሒ 16 መጽሔት ይዕድል

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ