ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w13 15/10 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ሕታም መጽናዕቲ
  • ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
w13 15/10 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ጥቅምቲ 2013

© 2013 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania. All rights reserved.

ሕታም መጽናዕቲ

2-8 ታሕሳስ 2013

ፍጥረት ብዛዕባ እቲ ህያው ኣምላኽ ይገልጽ

ገጽ 7 • መዝሙር፦ 9, 15

9-15 ታሕሳስ 2013

“ንየሆዋ ተገዝእዎ”

ገጽ 12 • መዝሙር፦ 31, 25

16-22 ታሕሳስ 2013

ጽቡቕ ምድላው ካብ እተገብረሉ ጸሎት ዚርከብ ትምህርቲ

ገጽ 21 • መዝሙር፦ 38, 6

23-29 ታሕሳስ 2013

ምስቲ ልባዊ ጸሎት የሱስ ተሰማሚዕካ ተመላለስ

ገጽ 26 • መዝሙር፦ 22, 6

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

▪ ፍጥረት ብዛዕባ እቲ ህያው ኣምላኽ ይገልጽ

ሓደ ዘይርአ ኣምላኽ ዚርአ ዩኒቨርስ ፈጠረ። ነዚ ብምሉእ ልብኻ ትኣምነሉዶ፧ ነዚ ዚኣምኑሉ ዅሎም ሰባት ኣይኰኑን። ንሰባት ብዛዕባ ፈጣሪ እቲ ሓቂ ንኺፈልጡ ብኸመይ ክንሕግዞም ንኽእል፧ ነታ ኣብ ፈጣሪ ዘላትና እምነትከ ብኸመይ ከነደልድላ ንኽእል፧ መልሱ ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ ኽትረኽቦ ኢኻ።

▪ “ንየሆዋ ተገዝእዎ”

ክርስትያናት ንየሆዋ ንኺግዝእዎ ተማዒዶም እዮም። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ኣብ ሕጊ ሙሴ ንባሮት እንታይ መሰናድዎ ኸም እተገብረሎም፡ ባሮት ሰይጣንን እዛ ብእኡ እትግዛእ ዓለምን ንኸይንኸውን ብኸመይ ክንጥንቀቕ ከም እንኽእል፡ ከምኡውን ከም ባሮት የሆዋ መጠን ብተኣማንነት ምግልጋልና እንታይ ዓስቢ ኸም ዘለዎ ትምህረና።

▪ ጽቡቕ ምድላው ካብ እተገብረሉ ጸሎት ዚርከብ ትምህርቲ

▪ ምስቲ ልባዊ ጸሎት የሱስ ተሰማሚዕካ ተመላለስ

ንቓል ኣምላኽ ኣብ መመዓልቲ ነስተንትነሉ እንተ ዄንና፡ ጸሎትና ዕምቈት ይህልዎ። እታ ቐዳመይቲ ዓንቀጽ፡ እዚ ኣብቲ ሌዋውያን ምእንቲ ህዝቢ ኣምላኽ ዘቕረብዎ ጸሎት ብኸመይ ከም እተራእየ ትገልጽ። እታ ኻልአይቲ ዓንቀጽ ከኣ፡ ምስ ሓደ ኻብቲ የሱስ ዘቕረቦ ልባዊ ጸሎት ብኸመይ ተሰማሚዕና ኽንነብር ከም እንኽእል ትገልጽ። ክልቲኡ ጸሎት፡ ካብቲ ብብሕቲ ዜድልየና ነገራት ንላዕሊ፡ ነቲ ንየሆዋ ዜገድሶ ነገራት ከነቕድም ከም ዘሎና ኣብነት ይኸውን።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ

3 ፈትዮም ይመጹ—ፊሊፒንስ

17 ኣብ የሆዋ ብምውካልና ዓስቢ ረኺብና

31 ንሰባት ንምጥንቃቕ ብዝያዳ ኽትዓዪ ትኽእልዶ፧

ገበር፦ ሓደ ኣስፋሒ፡ ፓናጃቸል ኣብ እትብሃል ጥቓ ቐላይ ኣቲትላን እትርከብ ንእሽቶ ኸተማ ኺሰብኽ ከሎ። ኣብ ጓተማላ ዚነብሩ ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ብጀካ ብስጳንኛ ብ11 ቛንቋታት እታ ሃገር ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ይሰብኩ።

ጓተማላ

ብዝሒ ህዝቢ፦

15,169,000

ኣስፋሕቲ፦

34,693

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦

47,606

[ኣብ ገጽ 2 ዘሎ ግራፍ]

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ