ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w13 15/9 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ሕታም መጽናዕቲ
  • ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
w13 15/9 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 መስከረም 2013

© 2013 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania. All rights reserved.

ሕታም መጽናዕቲ

28 ጥቅምቲ 2013–3 ሕዳር 2013

መዘኻኸሪታት የሆዋ እሙን እዩ

ገጽ 7 • መዝሙር፦ 34, 37

4-10 ሕዳር 2013

ንመዘኻኸሪታት የሆዋ ሓጐስ ልብኻ ግበሮ

ገጽ 12 • መዝሙር፦ 43, 52

11-17 ሕዳር 2013

ተለዊጥካ ዲኻ፧

ገጽ 17 • መዝሙር፦ 11, 27

18-24 ሕዳር 2013

ንብሕታዊ ውሳነታትካ ብጥበብ ግበሮ

ገጽ 22 • መዝሙር፦ 27, 52

25 ሕዳር 2013–1 ታሕሳስ 2013

ዕዮ ፈላምነት ምስ ኣምላኽ ንዘሎና ርክብ የደልድሎ

ገጽ 27 • መዝሙር፦ 1, 9

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

▪ መዘኻኸሪታት የሆዋ እሙን እዩ

▪ ንመዘኻኸሪታት የሆዋ ሓጐስ ልብኻ ግበሮ

የሆዋ ንህዝቡ ንምምራሕ ወትሩ መዘኻኸሪታት ይጥቀም እዩ። መዘኻኸሪታቱ እንታይ ዝሓቘፈ እዩ፧ እታ ቐዳመይቲ ዓንቀጽ፡ ስለምንታይ ብመዘኻኸሪታት ኣምላኽ ክንእመን ከም ዘሎና ትገልጽ። እታ ኻልአይቲ ኸኣ፡ ኣብ መዘኻኸሪታት የሆዋ ምሉእ ብምሉእ ንኽንእመን ኪሕግዘና ዚኽእል ሰለስተ መገድታት ተብርህ።

▪ ተለዊጥካ ዲኻ፧

▪ ንብሕታዊ ውሳነታትካ ብጥበብ ግበሮ

ኣተዓባብያናን ኣከባቢናን ኣብ ኣመለኻኽታና ዀነ ኣብ ምርጫታትና ብርቱዕ ጽልዋ ይገብረልና እዩ። ውሳነታትና ምስ ፍቓድ ኣምላኽ ዚሰማማዕ እንተ ዀይኑ ብኸመይ ከነረጋግጽ ንኽእል፧ ምስ ውሳነና ተሰማሚዕና ንኽንዓይዪ ኺሕግዘና ዚኽእልከ እንታይ እዩ፧ እዘን ዓንቀጻት እዚአን፡ ኣብዚ መዳያት እዚ ብቕንዕና ርእስና ኽንምርምር ይሕግዛና።

▪ ዕዮ ፈላምነት ምስ ኣምላኽ ንዘሎና ርክብ የደልድሎ

ዕዮ ፈላምነት ንሓደ ክርስትያን ነቲ ምስ የሆዋ ዘለዎ ርክብ ብሸሞንተ መገድታት ኬደልድለሉ ኸም ዚኽእል ክንምርምር ኢና። ፈላሚ እንተ ዄንካ፡ ጸገማት እናኣጋጠመካ ኽነሱ፡ ኣብዚ ዕዮ እዚ ንኽትቅጽል ኪሕግዘካ ዚኽእል እንታይ እዩ፧ ፈላሚ ኽትከውንን ክትባረኽን እንተ ደሊኻ፡ እንታይ ክትገብር ትኽእል፧

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ

3 ንጽጽር ይሓግዝካ

32 ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

ገበር፦ ኣብ ሰሜናዊ ፐሩ ኣብ ዚርከብ ክሊ ኣማዞን፡ ብዘይወግዓዊ መገዲ ምስክርነት ዚውሃበሉ ሓያሎ ኣጋጣሚታት ኣሎ

ፐሩ

ብዝሒ ህዝቢ

29,734,000

ኣስፋሕቲ

117,245

ኣብ ዝሓለፈ ሓሙሽተ ዓመት እተጠምቁ

28,824

ኣብ ፐሩ፡ ጽሑፋትና ብሽዱሽተ ቛንቋታት እዩ ዚትርጐም። ልዕሊ 120 ዝዀኑ ፍሉያት ፈለምትን ሚስዮናውያንን ብስጳንኛ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ብኻልእ ቋንቋታት እውን ይምስክሩ እዮም

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ