ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w13 15/8 ገጽ 2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ሕታም መጽናዕቲ
  • ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
w13 15/8 ገጽ 2

ትሕዝቶ

15 ነሓሰ 2013

© 2013 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania. All rights reserved.

ሕታም መጽናዕቲ

30 መስከረም 2013–6 ጥቅምቲ 2013

ተቐዲስካ ኢኻ

ገጽ 3 • መዝሙር፦ 43, 10

7-13 ጥቅምቲ 2013

‘ኣብ የሆዋ ኣይተንጸርጽር’

ገጽ 10 • መዝሙር፦ 20, 19

14-20 ጥቅምቲ 2013

ኣብ ንሓድሕድና ነስተብህልን ንተባባዕን

ገጽ 18 • መዝሙር፦ 50, 20

21-27 ጥቅምቲ 2013

ከመይ ዝበልካ ኽትከውን ከም ዚግብኣካ ሕሰብ

ገጽ 23 • መዝሙር፦ 29, 43

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

▪ ተቐዲስካ ኢኻ

ርእስና ዝወፈና ኣገልገልቲ የሆዋ ብምዃንና ተቐዲስና፡ ማለት ንቕዱስ ኣገልግሎት ተፈሊና ኢና። ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ነህምያ ምዕራፍ 13 ኽንምርምር ኢና። ወትሩ ቕዱሳት ኴንና ንኽንነብር ዚሕግዘና ኣርባዕተ ረቛሒታት ድማ ክንርኢ ኢና።

▪ ‘ኣብ የሆዋ ኣይተንጸርጽር’

ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ንሓደ እሙን ክርስትያን፡ ‘ኣብ የሆዋ ኸም ዜንጸርጽር’ ኪገብሮ ዚኽእል ሓሙሽተ ረቛሒታት ክንርኢ ኢና። (ምሳ. 19:3) ቀጺልና እውን በቲ ዜጋጥመና ጸገማት ንየሆዋ ኽንወቕሶ ንኸይንጅምር ኪሕግዘና ዚኽእል ሓሙሽተ መገድታት ብዝርዝር ክንምርምር ኢና።

▪ ኣብ ንሓድሕድና ነስተብህልን ንተባባዕን

▪ ከመይ ዝበልካ ኽትከውን ከም ዚግብኣካ ሕሰብ

ካብዘን ዓንቀጻት እዚአን፡ እታ ቐዳመይቲ፡ ጸገማት እናኣጋጠመና ኽነሱ ጸኒዕና ምእንቲ ኽንቅጽል ንሓድሕድና ብኸመይ ክንተባባዕ ከም እንኽእል ትገልጽ። እታ ኻልአይቲ ዓንቀጽ ከኣ፡ ነቲ ሰይጣን ምስ የሆዋ ንዘሎና ርክብ ንምብልሻው ዚጥቀመሉ ፈተናታት ብኸመይ ክንቃወሞ ኸም እንኽእል ትገልጽ።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ

8 ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

9 የሆዋ ‘ነንመዓልቲ ጾረይ ይጸውር’

15 ኣቱም ወለዲ፡ ንውሉዳትኩም ካብ ሕጻንነቶም ኣትሒዝኩም ኣሰልጥንዎም

28 ኤልሳእ ሰረገላታት ሓዊ ርእዩ—ንስኻኸ፧

31 ካብ መዛግብትና

ገበር፦ ኣስፋሕቲ መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ኢራፕ ካብ ቤት ናብ ቤት ኪሰብኩ ኸለዉ። ኢራፕ ሓንቲ ኻብተን ኣብ ፓፕዋ ኒው ጊኒ ኣብ ግዝኣት ሞሮበ ዚርከባ ብኣኽራንን ስንጭሮታትን ዚፍለጣ ግሉላት ኣቝሻት እያ።

ፓፕዋ ኒው ጊኒ

ብዝሒ ህዝቢ፦ 7,013,829

ገምጋም ቍጽሪ ኣስፋሕቲ፦ 3,770

ገምጋም ስሩዓት ፈለምቲ፦ 367

ገምጋም መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 5,091

ቍጽሪ ተኣከብቲ በዓል ዝኽሪ 2012፦ 28,909

ትርጕም፦ 14 ቛንቋታት

ካብቶም ኣብ በዓል ዝኽሪ ዝመጹ ዕዱማት፡ ነፍሲ ወከፍ ኣስፋሒ፡ ብገምጋም ሽዱሽተ ተገደስቲ ሰባት ብሓጐስ ተቐቢሉ

[ኣብ ገጽ 2 ዘሎ ግራፍ]

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ