ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w13 15/5 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ሕታም መጽናዕቲ
  • ኣቱም ወለድን ውሉዳትን፡ ብፍቕሪ ሓሳብ ንሓሳብ ተለዋወጡ
  • ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
w13 15/5 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ግንቦት 2013

© 2013 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania. All rights reserved.

ሕታም መጽናዕቲ

1-7 ሓምለ 2013

“ግብሪ ወንጌላዊ ግበር”

ገጽ 3 • መዝሙር፦ 45, 28

8-14 ሓምለ 2013

‘ንሰናይ ግብሪ ትቐንእ’ ዲኻ፧

ገጽ 8 • መዝሙር፦ 14, 45

15-21 ሓምለ 2013

ጽቡቕ ጌርካ ሓሳብ ንሓሳብ ብምልውዋጥ ንሓዳርካ ኣደልድሎ

ገጽ 14 • መዝሙር፦ 36, 48

22-28 ሓምለ 2013

ኣቱም ወለድን ውሉዳትን፡ ብፍቕሪ ሓሳብ ንሓሳብ ተለዋወጡ

ገጽ 19 • መዝሙር፦ 41, 3

29 ሓምለ 2013–4 ነሓሰ 2013

ጥበባዊ ምርጫታት ብምግባር ንርስትኻ ሓልዎ

ገጽ 26 • መዝሙር፦ 14, 55

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

▪ “ግብሪ ወንጌላዊ ግበር”

ወንጌላዊ ኺብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ነዛ ሕቶ እዚኣ ትምልሳ፡ ንሰባት ስለምንታይ ብስራት ከም ዜድልዮም ከኣ ትገልጽ። ብዘይካዚ፡ ነቲ እተዋህበና ግብሪ ወንጌላዊ ብኸመይ ብዓወት ክንፍጽሞ ኸም እንኽእል ተብርህ።

▪ ‘ንሰናይ ግብሪ ትቐንእ’ ዲኻ፧

እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ንሰባት ናብ ኣምላኽ ኪስሕቦም ዚኽእል፡ ‘ንሰናይ ግብሪ ኸም እንቐንእ’ እነርእየሉ ኽልተ መገዲ ኸም ዘሎ ትገልጽ። (ቲቶ. 2:14) ቀዳማይ ዕዮ ስብከትና፡ ካልኣይ ከኣ እቲ ንኣምላኽ ዜኽብር ጠባይና እዩ።

▪ ጽቡቕ ጌርካ ሓሳብ ንሓሳብ ብምልውዋጥ ንሓዳርካ ኣደልድሎ

▪ ኣቱም ወለድን ውሉዳትን፡ ብፍቕሪ ሓሳብ ንሓሳብ ተለዋወጡ

መጻምድቲ ኣብ ሓዳሮምን ኣብ ስድራ ቤቶምን ሓጐስ ምእንቲ ኼስተማቕሩ፡ ጽቡቕ ገይሮም ሓሳብ ንሓሳብ ኪለዋወጡ ኣለዎም። እታ ቐዳመይቲ ዓንቀጽ፡ ጽቡቕ ጌርና ሓሳብ ንሓሳብ ንኽንለዋወጥ ኪሕግዘና ዚኽእል ባህርያት ተጕልሕ። እታ ኻልአይቲ ዓንቀጽ ከኣ፡ ወለድን ውሉዳትን ሓሳብ ንሓሳብ ንኸይለዋወጡ ኺዓግቶም ዚኽእል ዕንቅፋታት ብኸመይ ኪሰግርዎ ኸም ዚኽእሉ ትገልጽ።

▪ ጥበባዊ ምርጫታት ብምግባር ንርስትኻ ሓልዎ

ንክርስትያናት እንታይ መንፈሳዊ ርስቲ እዩ ተነቢሩሎም ዘሎ፧ ካብ ኤሳው ብዛዕባ ርስትና እንታይ መለበሚ ኽንረክብ ንኽእል፧ ብዛዕባ ርስትና ጥበባዊ ምርጫታት ምእንቲ ኽንገብር፡ እንታይ ስጕምትታት ክንወስድ ኣሎና፧ እዚ ሕቶታት እዚ፡ ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ ኺምለስ እዩ።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ

13 ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

24 ህይወትና ናይ ሓቂ ትርጕም ኪህልዎ ዝኸኣለሉ ምኽንያት

31 ካብ መዛግብትና

ገበር፦ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ለንደን፡ ኣሓት ብጉጃራቲ እተዳለወ ጽሑፍ ሒዘን ንሓደ ብዓል ድኳን ኪምስክራሉ ኸለዋ

ለንደን፡ ዓዲ እንግሊዝ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ