ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w13 15/1 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
w13 15/1 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

ጥሪ 15, 2013

© 2013 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania. All rights reserved.

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

25 ለካቲት 2013–3 መጋቢት 2013

ትባዕ—የሆዋ ምሳኻ እዩ!

ገጽ 7 • መዝሙር፦ 49, 23

4-10 መጋቢት 2013

ዝዀነ ይኹን ነገር ካብ የሆዋ ኼርሕቐካ ኣይትፍቀድ!

ገጽ 12 • መዝሙር፦ 27, 51

11-17 መጋቢት 2013

ወትሩ ንየሆዋ ቕረቦ

ገጽ 17 • መዝሙር፦ 52, 32

18-24 መጋቢት 2013

ከይተጠዓስካ ንየሆዋ ምግልጋል

ገጽ 22 • መዝሙር፦ 51, 39

25-31 መጋቢት 2013

ክርስትያን ሽማግለታት—‘ምእንቲ ኽንሕጐስ ሓቢሮምና ዚዓይዩ’

ገጽ 27 • መዝሙር፦ 42, 53

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

▪ ትባዕ—የሆዋ ምሳኻ እዩ!

ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋት ተጠቒሶም ዘለዉ መብዛሕትኦም ሰባት፡ እምነትን ትብዓትን ኣርእዮም እዮም። ንተመክሮታቶም ምስ እንምርምሮ፡ እምነት ከነሐድርን ንየሆዋ ብትብዓት ከነገልግሎን ክንድረኽ ኢና። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ንጥቕሲ ዓመት 2013 ተጕልሕ።

▪ ዝዀነ ይኹን ነገር ካብ የሆዋ ኼርሕቐካ ኣይትፍቀድ!

▪ ወትሩ ንየሆዋ ቕረቦ

ኣብ ህይወትና ብዘይ ምርጫና እንረኽቦ ሓያሎ ነገራት ኣሎ። ገለ ኻብኡ ወለድና፡ ኣሕዋትናን ኣሓትናን፡ ከምኡውን እተወለድናሉ ቦታ ኺጥቀስ ይከኣል። ምስ የሆዋ ዘሎና ዝምድና ግና ኻብዚ እተፈልየ እዩ። ንየሆዋ ንኽንቀርቦ ወይ ንኸይንቐርቦ ኽንመርጽ ንኽእል ኢና። ኣብዘን ዓንቀጻት እዚአን ካብ የሆዋ ኼርሕቐና ኽንፈቕደሉ ዘይብልና ሸውዓተ መዳያት ክንምርምር ኢና።

▪ ከይተጠዓስካ ንየሆዋ ምግልጋል

ኵላትና ዜጣዕሰና ነገራት ጌርና ኢና። ይኹን እምበር፡ ንኸምዚ ዝኣመሰለ ጣዕሳ ንየሆዋ ኣብ እንገብሮ ኣገልግሎት ዕንቅፋት ኪዀነና ኽንፈቕደሉ የብልናን። ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ነቲ ሃዋርያ ጳውሎስ ዝገደፈልና ኣብነት ብምምርማር፡ ንየሆዋ ኸይተጠዓስና ወትሩ ኸነገልግለሉ እንኽእል መገድታት ክንመሃር ኢና።

▪ ክርስትያን ሽማግለታት—‘ምእንቲ ኽንሕጐስ ሓቢሮምና ዚዓይዩ’

ጳውሎስ ኣብታ ናብ ሰብ ቈረንቶስ ዝለኣኻ ኻልአይቲ መልእኽቱ፡ “ምእንቲ ኽትሕጐሱ ሓቢርና እንዓዪ ኢና” በለ። (2 ቈረ. 1:24) እዘን ጳውሎስ ዝጠቐሰን ቃላት ብፍላይ ንክርስትያን ሽማግለታት ጽልዋ ኼሕድራሎም ዚኽእላ ብኸመይ እየን፧ ነፍሲ ወከፍናኸ ኣብ ጉባኤ ሰላም ንኺሰፍን ብኸመይ እጃምና ኸነበርክት ንኽእል፧ መልሲ እዘን ሕቶታት እዚአን፡ ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ ኽንመያየጠሉ ኢና።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ

3 ፈትዮም ይመጹ—ኖርወይ

32 ጽቡቕ ምድላው እተገብረሉ ወፈራ፡ ፍረ ኣፍርዩ

ገበር፦ ኣብ ካምፕ ፐሪን፡ ጥሮታ ዝወጹ ሰብ ሓዳር ኣብ በረንዳ ዀይኖም መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኪመርሑ ኸለዉ። ከምዞም ሰብኣይን ሰበይትን ዝኣመሰሉ ኣብ ወጻኢ ዚነብሩ ዝነበሩ ገሊኦም ሀይትያውያን፡ ናብ ዓዶም ተመሊሶም ኣብቲ ዝያዳ ኣስፋሕቲ ዜድልዩሉ ቦታታት የገልግሉ እዮም።

ሀይቲ

ኣብ ሀይቲ መጠነ ዝምድና ሓደ ኣስፋሒ ንተቐማጦ

1:557

ኣስፋሕቲ

17,954

መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስ

35,735

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ