ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w12 15/10 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
w12 15/10 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ጥቅምቲ 2012

© 2012 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania. All rights reserved.

ሕታም መጽናዕቲ

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

26 ሕዳር 2012–2 ታሕሳስ 2012

ነቲ ሎሚ ዜጋጥመካ ጸበባ ተቢዕካ ተጻወሮ

ገጽ 7 • መዝሙር፦ 54, 33

3-9 ታሕሳስ 2012

እንታይ ዓይነት መንፈስ ኢኻ እተርኢ፧

ገጽ 12 • መዝሙር፦ 31, 50

10-16 ታሕሳስ 2012

ንኣምላኽ ተኣዘዞ፡ ካብቲ ዝመሓሎ ማሕላ ኸኣ ተጠቐም

ገጽ 22 • መዝሙር፦ 54, 1

17-23 ታሕሳስ 2012

‘እወ’ ዝበልካዮ፡ እወ ይኹን

ገጽ 27 • መዝሙር፦ 18, 43

ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 1 ገጽ 7-11

ከቢድ ጸበባ ኣብ ዜጋጥመሉ ዘሎ እዋን ኢና እንነብር ዘለና። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ካብቶም ጥንቲ ዝነበሩ ይኹን ኣብዚ ዘመንና ዘለዉ ጽንኩር ኵነታት ዘጋጠሞም ሰባት ንኽንመሃር ትሕግዘና። ብተወሳኺ፡ ዝዀነ ይኹን ነገር ኬጋጥመና ኸሎ፡ ትብዓትን ኣወንታዊ መንፈስን ብኸመይ ከነርኢ ኸም እንኽእል ትሕብረና።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 2 ገጽ 12-16

ሎሚ እዛ ዓለም እዚኣ፡ ብዚሃንጽ መንፈስ ዘይኰነስ፡ ብዚደቍስ መንፈስ እያ መሊኣ ዘላ። ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ንጉባኤ ዚጐድእ ኣመለኻኽታን ተግባራትን ብኸመይ ከም እተወግድ፡ ምስ ካልኦት ሰባት ጽቡቕ ርክብ ከም ዚህልወካ ዚገብር መንፈስ ከኣ ብኸመይ ከም እተማዕብል ክትመሃር ኢኻ።

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 3, 4 ገጽ 22-31

እታ ቐዳመይቲ ዓንቀጽ ብዛዕባ እቲ ኣምላኽ ከም ዚፍጽሞ ዝመሓሎ ኽቡር መብጽዓታት ትገልጽ። ካብ መብጽዓታት ኣምላኽ ምእንቲ ኽንጥቀም፡ ንኣምላኽ ክንእዘዞ፡ ቃልና ኸኣ ክንሕሉ ይግባእ። እታ ኻልአይቲ ዓንቀጽ፡ ኣብነታት እቶም ‘እወ’ ዝበልዎ፡ እወ ኸም ዚኸውን ዝገበሩ ሰባት ተጕልሕ፡ ንእተጠምቁ ክርስትያናት ከኣ ነቲ ልዕሊ ዅሉ ኣገዳሲ ዝዀነ ‘እወ’ ዝበልሉ ነገር ኪሕልውዎ ተተባብዖም።—ማቴ. 5:37።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ

3 ፈትዮም ይመጹ—ብራዚል

17 ን60 ዓመት ዝጸንሐ፡ ንዘለኣለም ድማ ዚቕጽል ዕርክነት

32 “ካብ ኣፍ ቈልዑ” ዝወጸ መተባብዒ

ገበር፦ ፈለምቲ ዝዀኑ መጻምድቲ ኣብ ተሽከርካሪ ነገር ጽሑፋት ደርዲሮም፡ ኣብቲ ብዙሓት ሰባት ዚንቀሳቐሱሉ ኸባቢ እታ ኸተማ ኪምስክሩ ኸለዉ

ታይምስ ስኴር፡ ማንሃትን፡ ከተማ ኒው ዮርክ

600

ፈለምቲ ኣብ

12

ቦታታት ማንሃትን የገልግሉ

55

ኣብ ማንሃትን ዚርከባ ጉባኤታት

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ