ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w12 15/7 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
w12 15/7 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ሓምለ 2012

© 2012 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania. All rights reserved.

ሕታም መጽናዕቲ

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

27 ነሓሰ 2012–2 መስከረም 2012

የሆዋ ናብቲ ናይ ሓቂ ሓርነት ይምራሕካ

ገጽ 7 • መዝሙር፦ 16, 27

3-9 መስከረም 2012

ንኣምላኽ ሓርነት ኣገልግሎ

ገጽ 12 • መዝሙር፦ 6, 54

10-16 መስከረም 2012

“ካብ መንከ እየ ዝስምብድ፧”

ገጽ 22 • መዝሙር፦ 33, 45

17-23 መስከረም 2012

“ሓደ የሆዋ” ንስድራ ቤቱ ይእክቦም

ገጽ 27 • መዝሙር፦ 53, 50

ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1, 2 ገጽ 7-16

የሆዋ ንዅሎም መስተውዓልቲ ፍጡራቱ ምሉእ ሓርነት ኪረኽቡ ይደልዮም እዩ። ሓራ ህዝቢ ምእንቲ ኽንከውን ብኸመይ ይምህረና ኸም ዘሎ፡ ኣብዘን ዚስዕባ ዓንቀጻት ርአ። ብዘይካዚ፡ ሰይጣን ነቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ናይ ሓሶት ሓርነት ከም እንብህግ ብምግባር፡ ንሓርነትና ብኸመይ ኬጥፍኣልና ኸም ዚጽዕር እውን ርአ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 3 ገጽ 22-26

ተቓውሞን ቍጠባዊ ጸገማትን እኳ እንተሎ፡ ብትብዓት ስብከትና እንቕጽል ስለምንታይ ኢና፧ መልሱ ኣብ መዝሙር 27 ይርከብ፣ ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ ድማ ክንመሃሮ ኢና።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 4 ገጽ 27-31

ሎሚ ምምሕዳር ኣምላኽ ይዓዪ ኣሎ። ንኽፋል እታ ውሎስ ንሰብ ኤሶን ዝሓ መልእኽቲ ምምርማርና፡ ንዕላማ እዚ ምምሕዳር እዚ ንኽንርድኦን ምስኡ ተሰማሚዕና ንኽንዓይን ኪሕግዘና እዩ።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ

3 ፈትዮም ይመጹ—ናብ ኤኳዶር

17 የሆዋ ፍቓዱ ኽገብር ምሂሩኒ

32 “ሓሳብ ልበይ ሰሚሩለይ”

ገበር፦ ኣብ ከተማ ሪዮ ዲ ዤኔሮ ኣብ ከባቢ ኮምዩኒዳደ ዳ ሮሲንሃ ብቛንቋ ምልክት ብራዚል ዚግበር ስብከት መንግስቲ ኣምላኽ

ቋንቋ ምልክት ዚዝረበሉ ኽሊ ብራዚል

ጉባኤታት

358

ጅለታት

460

ወረዳታት

18

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ