ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w11 15/8 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦
  • ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
w11 15/8 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ነሓሰ 2011

ሕታም መጽናዕቲ

ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦

26 መስከረም 2011–2 ጥቅምቲ 2011

ንመሲሕ ተጸብዮምዎ

ገጽ 8

ዚዝመር መዝሙራት፦ 43, 30

3-9 ጥቅምቲ 2011

ንመሲሕ ረኺቦምዎ

ገጽ 12

ዚዝመር መዝሙራት፦ 37, 5

10-16 ጥቅምቲ 2011

የሆዋ—“ኣምላኽ ሰላም”

ገጽ 23

ዚዝመር መዝሙራት፦ 39, 53

17-23 ጥቅምቲ 2011

ኣስኣሰር ሰላም ስዓቡ

ገጽ 27

ዚዝመር መዝሙራት፦ 53, 25

ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1, 2 ገጽ 8-16

ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋት እብራይስጢ፡ ብዙሕ መሲሓዊ ትንቢታት እዩ ዘሎ። ንገሊኡ ትንቢታት ምምርማርካ፡ ነቲ መብጽዓ እተገብረሉ መሲሕ ንኸተለልዮ ኺሕግዘካ እዩ። እቲ ኣብዘን ዓንቀጻት እዚኣተን ዚርከብ ሓበሬታ፡ ኣብ ኣገልግሎት ኪሕግዘካ ይኽእል እዩ። ነታ ኣብ ትንቢታዊ ቓል የሆዋ ዘላትካ እምነት ከም ዜደልድላ እውን ኣየጠራጥርን እዩ።

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 3, 4 ገጽ 23-31

ነቲ ኣብ መንጎ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዘሎ ፍሉይ ሓድነት፡ ኣቕሊልና ኽንርእዮ የብልናን። እታ ቐዳመይቲ ዓንቀጽ፡ ገበርቲ ሰላም ክንከውን ዜተባብዓና ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ኣብነታት ተጕልሕ። እታ ኻልአይቲ ኸኣ፡ ብኸመይ ኣስኣሰር ሰላም ክንስዕብ ከም እንኽእል ትገልጽ።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ

3 ጥበባዊ ኣጠቓቕማ ኢንተርነት

6 ንኣምልኾ ስድራ ቤትን ንብሕታዊ መጽናዕትን ዚኸውን ሓሳባት

17 ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

18 ታሪኻዊ ኣኼባ

22 ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

32 ትዝክሮዶ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ