ትሕዝቶ
15 ሕዳር 2010
ሕታም መጽናዕቲ
ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦
27 ታሕሳስ 2010–2 ጥሪ 2011
ገጽ 3
ዚዝመር መዝሙራት፦ 37, 22
3-9 ጥሪ 2011
ገጽ 7
ዚዝመር መዝሙራት፦ 24, 52
10-16 ጥሪ 2011
ኣቱም መንእሰያት፡ ንህይወትኩም ኣብ ምንታይ መዓላ ኢኹም ከተውዕልዋ፧
ገጽ 12
ዚዝመር መዝሙራት፦ 1, 11
17-23 ጥሪ 2011
ገጽ 24
ዚዝመር መዝሙራት፦ 23, 51
24-30 ጥሪ 2011
ገጽ 28
ዚዝመር መዝሙራት፦ 29, 45
ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1-3 ገጽ 3-16
እዘን ዓንቀጻት እዚኣተን፡ ብፍላይ ንመንእሰያት እየን ተዳልየን። እታ ቐዳመይቲ ዓንቀጽ፡ መንእሰያት በቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ምኽሪ ብኸመይ ኪምርሑ ኸም ዚኽእሉ ትገልጽ። እታ ኻልአይቲ ኸኣ፡ ንጸቕጢ መዛኑ ብኸመይ ኪዋጽኡሉ ኸም ዚኽእሉ ተብርህ። እታ ናይ መወዳእታ ዓንቀጽ ድማ፡ እንታይ ጠቓሚ ሸቶታት ኬውጽኡ ኸም ዚኽእሉ ትሕብር።
ዓንቀጻት መጽናዕቲ 4, 5 ገጽ 24-32
ንልዑላውነት የሆዋ ኣምላኽ ክትድግፈሉ እትኽእል መገድታት ተመሃር። ንጽህናኻ ምሕላው ኪበሃል ከሎ እንታይ ማለት ምዃኑ ርአ። ህይወት እቲ ቕኑዕ ዝነበረ እዮብ መርምር። እዘን ዓንቀጻት እዚኣተን፡ ንስኻ እውን ከም እዮብ ኰነ ኸምቶም ጥንቲ ዝነበሩ ኻልኦት ሰባት፡ ብኸመይ ብንጽህና ኽትመላለስን ነቲ ልዑላዊ ጐይታኻ የሆዋ እሙን ክትከውንን ከም እትኽእል ይገልጻ።
ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ፦
‘ግብሩ ስዒብዎ’ 23