ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w10 15/10 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦
  • ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ፦
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
w10 15/10 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ጥቅምቲ,2010

ሕታም መጽናዕቲ

ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦

29 ሕዳር 2010–5 ታሕሳስ 2010

‘ሓሳብ የሆዋ ዝፈለጠ እንታዋይ እዩ፧’

ገጽ 3

ዚዝመር መዝሙራት፦ 11, 51

6-12 ታሕሳስ 2010

ቅድም “ጽድቁ” ድለ

ገጽ 7

ዚዝመር መዝሙራት፦ 40, 22

13-19 ታሕሳስ 2010

ኣመንቲ ንዝዀኑ ብጾት ብምኽባር ትቀዳደም ዲኻ፧

ገጽ 16

ዚዝመር መዝሙራት፦ 31, 9

20-26 ታሕሳስ 2010

ክርስትያናዊ ኣኼባታት ሃናጺ ንኪኸውን እጃምካ ተበርክት ዲኻ፧

ገጽ 20

ዚዝመር መዝሙራት፦ 20, 34

ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1, 2 ገጽ 3-11

እዘን ዓንቀጻት እዚኣተን፡ ምስ የሆዋ ጥብቂ ርክብ ንምምስራት ኣብ እንገብሮ ጻዕሪ፡ ንጥፈታት የሱስ ብኸመይ ከም ዚሕግዘና ይገልጻ። ብዘይካዚ፡ ጽድቂ ኣምላኽ እንታይ ከም ዝዀነ፡ ስለምንታይ ቅድም ጽድቂ ኣምላኽ ክንደሊ ኸም ዘሎና፡ ከምኡውን ስለምንታይ ንየሆዋ ብናይ ገዛእ ርእስና መለክዒታት ክንፈርዶ ኸም ዘይብልና የብርሃ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 3 ገጽ 16-20

ኣመንቲ ንዝዀኑ ብጾትና ምኽባር እንታይ የጠቓልል፧ ከምኡ ንኽንገብር ዚድርኽ እንታይ ምኽንያታት ኣሎና፧ ብውልቅና ኣኽብሮት ንምርኣይ ክንቀዳደም እንኽእልከ ብኸመይ ኢና፧ እዘን ሕቶታት እዚኣተን፡ ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ ኺግለጻ እየን።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 4 ገጽ 20-25

እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ እቶም ንክርስትያናዊ ኣኼባታት ዚመርሑ ዀነ እቶም ተኣከብቲ፡ ኣኼባታት ሃናጺ ንኪኸውን ብኸመይ እጃሞም ኬበርክቱ ኸም ዚኽእሉ ትገልጽ። ኣብዛ መጽሔት እዚኣ ብዛዕባ እተገብረ እተወሰነ ምትዕርራይ እውን ተብርህ።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ፦

ምኽኒት—የሆዋ ብዛዕባ እዚ እንታይ ኣረኣእያ ኣለዎ፧ 12

ንደቅኻ፡ ምስ ውድብ የሆዋ ንኺፋለጡ ሓግዞም 25

ንርእሰይ ብዕዮ ውድብ የሆዋ ትሕዝቲ ገበርክዋ 29

“ ልቦም ንምትንካፍ ሓጊዛትኒ” 32

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ