ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w10 15/8 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦
  • ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ፦
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
w10 15/8 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ነሓሰ 2010

ሕታም መጽናዕቲ

ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦

27 መስከረም 2010–3 ጥቅምቲ 2010

የሱስ ንጽድቂ ኣምላኽ ብኸመይ ኣጕልሐ፧

ገጽ 8

ዚዝመር መዝሙራት፦ 46, 49

4-10 ጥቅምቲ 2010

በጃ ብኸመይ የድሕነና፧

ገጽ 12

ዚዝመር መዝሙራት፦ 31, 30

11-17 ጥቅምቲ 2010

“ሕጊ ሳህሊ” ንልሳንካ ይሓልዎ

ገጽ 21

ዚዝመር መዝሙራት፦ 35, 50

18-24 ጥቅምቲ 2010

ነቶም ዚጠርዑ ዜድሕኖም መን እዩ፧

ገጽ 28

ዚዝመር መዝሙራት፦ 38, 23

ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1, 2 ገጽ 8-16

ሰይጣን ንኣምላኽ ብኸመይ ከም ዝበድሆ ርአ። የሱስ ነቲ ጻድቕ ልዑላውነት የሆዋ ብኸመይ ከም ዝደገፎን ከም ዘጕለሖን መርምር። ነቲ የሱስ ዝኸፈሎ መስዋእታዊ በጃ ኣቕልበሉ፡ ብኸመይ ኬድሕነካ ኸም ዚኽእል ከኣ ኣስተብህል። እዚ ነጥብታት እዚ፡ ኣብዘን ዓንቀጻት እዚኣተን ተገሊጹ ኣሎ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 3 ገጽ 21-25

ሳህሊ እንታይ ምዃና፡ ንልሳን ከኣ ብኸመይ ጽልዋ ኽትገብረላ ኸም እትኽእል ርአ። ኣብ መዓልታዊ ዘረባኻ ነዛ ባህሪ ኣምላኽ እዚኣ ኸተንጸባርቐሉ እትኽእል መገድታት እውን ኣስተብህል።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 4 ገጽ 28-32

ሽሓዊ ግዝኣት እቲ ወዲ ኣምላኽ ዝዀነ የሱስ ክርስቶስ ከመይ ከም ዚመስል፡ ኣብ መዝሙር 72 ተሓቢሩ ኣሎ። ነዛ ዓንቀጽ እዚኣ ኸተጽንዓ ኸሎኻን የሆዋ ኣምላኽ ነቶም ዚጠርዑ ሰባት ንምድሓን ነቲ ዝዓበየ ሰሎሞን ብኸመይ ከም ዚጥቀመሉ ኸተስተንትን ከሎኻን ልብኻ ኺርስርስ እዩ።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ፦

ንጸቕጢ ህዝባዊ ርእይቶ ተጻረሮ 3

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ 6

ንዅሉ ዝቐረበ ዕድመ! 17

ትዝክሮዶ፧ 20

ሰዓት ከተኽብር ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ 25

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ