ትሕዝቶ
15 ሰነ 2010
ሕታም መጽናዕቲ
ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦
26 ሓምለ 2010–1 ነሓሰ 2010
ገጽ 6
ዚዝመር መዝሙራት፦ 16, 31
2-8 ነሓሰ 2010
ገጽ 10
ዚዝመር መዝሙራት፦ 50, 53
9-15 ነሓሰ 2010
ገጽ 15
ዚዝመር መዝሙራት፦ 52, 39
16-22 ነሓሰ 2010
ገጽ 20
ዚዝመር መዝሙራት፦ 19, 35
23-29 ነሓሰ 2010
ገጽ 25
ዚዝመር መዝሙራት፦ 22, 48
ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1, 2 ገጽ 6-14
እዘን ዓንቀጻት እዚኣተን፡ ነቲ ኣብ ክርስትያናዊት ጉባኤ ብምህላውና ዝረኸብናዮ በረኸት ኣጸቢቕና ኸነማስወሉ ኼተባብዓና እየን። ኣብ ጉባኤና ንዘለዉ ኣሕዋትን ኣሓትን ንኽንሃንጾምን ንኽንሕግዞምን ብብሕቲ ኽንገብሮ ዘሎና ነገራት እውን ክንርኢ ኢና።
ዓንቀጻት መጽናዕቲ 3, 4 ገጽ 15-24
እዘን ክልተ ዓንቀጻት እዚኣተን፡ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ግብሪ ምውዓል፡ ዘይፍጽምና እናሃለወና ኽነሱ ምስ ካልኦት ብሰላም ንምንባር ብኸመይ ኪሕግዘና ኸም ዚኽእል ይገልጻ። ብዘይካዚ፡ ጸጋ ዝመልኦ ዘረባ ምዝራብ ጽቡቕ ርክብ ንኺህሉ ብኸመይ ኪሕግዝ ከም ዚኽእል ይሕብራ።
ዓንቀጽ መጽናዕቲ 5 ገጽ 25-29
እዛ ዓለም እዚኣ ብዛዕባ ዕረፍቲ ግጉይ ኣረኣእያ እዩ ዘለዋ፣ ዕረፍቲ ዚርከብ ንስጋ ዜሐጕስ ነገራት ብምግባር ምዃኑ ድማ እያ እትኣምን። ህዝቢ ኣምላኽ ካብ መንፈሳዊ ነገራት እዮም ዕረፍቲ ዚረኽቡ። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ብኸመይ ነባሪ ዝዀነ ሓጐስን ዕግበትን ክንረክብ ከም እንኽእል ትገልጽ።
ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ፦