ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w10 15/5 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦
  • ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ፦
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
w10 15/5 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ግንቦት 2010

ሕታም መጽናዕቲ

ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦

28 ሰነ 2010–4 ሓምለ 2010

ኣቱም ሰብኡት፡ ንርእስነት ክርስቶስ ትግዝኡ ዲኹም፧

ገጽ 8

ዚዝመር መዝሙራት፦ 5, 42

5-11 ሓምለ 2010

ኣትን ኣንስቲ፡ ንርእስነት እትግዝኣ ስለምንታይ ኢኽን፧

ገጽ 12

ዚዝመር መዝሙራት፦ 3, 6

12-18 ሓምለ 2010

ኣቱም ኣሕዋት፡ ንመንፈስ ኢልኩም ብምዝራእ ተመጣጠሩ

ገጽ 24

ዚዝመር መዝሙራት፦ 45, 11

19-25 ሓምለ 2010

ንናይ የሆዋ መንፈስ ቅዱስ ኣይተጕህዮ

ገጽ 28

ዚዝመር መዝሙራት፦ 38, 26

ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1, 2 ገጽ 8-17

እታ ቐዳመይቲ ዓንቀጽ መጽናዕቲ፡ ሰብኡት ነቲ ርእሶም ዝዀነ ክርስቶስ ኪግዝእዎን ምስ ካልኦት ኣብ ዘለዎም ርክብ ኪመስልዎን ክሳዕ ክንደይ ኣገዳሲ ኸም ዝዀነ ትሕብር። እታ ኻልአይቲ ዓንቀጽ መጽናዕቲ፡ ክርስትያን ኣንስቲ ነቲ፡ “ርእሲ ሰበይቲ ኸኣ ሰብኣይ” ዚብል ቃላት ብኸመይ ኪርእያኦ ኸም ዘለወን ትገልጽ።

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 3, 4 ገጽ 24-32

ሎሚ ዘለዉ ብዙሓት ሰባት፡ ምእንቲ ኻልኦት ኢሎም ጥቕሚ ርእሶም ኪስውኡ ኣይደልዩን እዮም። እታ ቐዳመይቲ ዓንቀጽ፡ ብፍላይ ጥሙቓት ሰብኡት ጥቕሚ ርእሶም ብዛዕባ ምስዋእ ዘለዎም ኣረኣእያ ኺምርምሩን ኣገልገልቲ ጉባኤ ወይ ሽማግለታት ብምዃን ሓላፍነት ኪስከሙን ትሕግዝ። እታ ኻልአይቲ ዓንቀጽ፡ ንናይ ኣምላኽ መንፈስ ቅዱስ ከይነጕህዮ ብኸመይ ክንጥንቀቕ ከም እንኽእል ትገልጽ።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ፦

ቀዳሞት ክርስትያናትን ኣማልኽቲ ሮሜን 3

ንኣረጋውያን ከነኽብሮም ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ 6

ንዝሓመመ ቤተሰብካ እናኣለኻ፡ ብመንፈሳዊ ድልዱል ኩን 17

ካራን—ጥንታዊት ሕምብርቲ ጽዑቕ ንጥፈታት 20

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ 21

ወትሩ ንልቦናኻ ኣላምዶ 22

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ