ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w10 15/3 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦
  • ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ፦
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
w10 15/3 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 መጋቢት 2010

ሕታም መጽናዕቲ

ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦

3-9 ግንቦት 2010

ብስም መን ኢኻ እትጥመቕ፧

ገጽ 10

ዚዝመር መዝሙራት፦ 48, 7

10-16 ግንቦት 2010

ምስ ወፈያኻ ተሰማሚዕካ ብመንፈስ ተመላለስ

ገጽ 14

ዚዝመር መዝሙራት፦ 18, 51

17-23 ግንቦት 2010

‘ጻድቃን ከም ጸሓይ ኪበርሁ እዮም’

ገጽ 19

ዚዝመር መዝሙራት፦ 14, 30

24-30 ግንቦት 2010

ሓደ መጓሰ፡ ጓሳአን እውን ሓደ

ገጽ 24

ዚዝመር መዝሙራት፦ 30, 43

ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1, 2 ገጽ 10-18

እዘን ክልተ ዓንቀጻት፡ “ብስም ኣቦን ወድን መንፈስ ቅዱስን” ምጥማቕ፡ እንታይ ኣገዳስነት ከም ዘለዎ ንኽትርዳእ ኪሕግዛኻ እየን። (ማቴ. 28:19) ምስ ወፈያኻ ተሰማሚዕካ ኽትነብር እትኽእለሉ መገድታት እውን ኪሕብራኻ እየን።

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 3, 4 ገጽ 19-28

ኣብቲ የሱስ ዝመሰሎ ምሳሌ እቲ ስርናይን ክርዳድን፡ ኣብ መጻኢ ብዛዕባ ዚህሉ ምስ “ደቂ መንግስቲ” ዚተሓሓዝ ምዕባለታት ተገሊጹ ኣሎ። እቲ ስርናይን ክርዳድን ንምንታይ የመልክት፧ እዚ ምሳሌ እዚ ኣብ ግዜና ዚፍጸም ዘሎኸ ብኸመይ እዩ፧ ነቶም ቅቡኣት ጥራይ ዚምልከት ድዩ፧

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ፦

ሞገስ ኣምላኽ ከየጥፋእካ፡ ንዜጓንፈካ ለውጥታት ምኽኣሉ 3

ማርቆስ—‘ንዕዮ ዚጠቅም’ 6

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ 28

ኣብዚ ጽንኩር እዋን “ ንጽህና ልቢ” ይሃሉኻ 30

[ኣብ ገጽ 2 ዘሎ ምንጪ ስእሊ]

By permission of the Israel Museum, Jerusalem

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ