ትሕዝቶ
15 ለካቲት 2010
ሕታም መጽናዕቲ
ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦
5-11 ሚያዝያ 2010
ገጽ 5
ዚዝመር መዝሙራት፦ 33, 47
12-18 ሚያዝያ 2010
ገጽ 10
ዚዝመር መዝሙራት፦ 44, 37
19-25 ሚያዝያ 2010
“እቲ መንፈስን እታ መርዓትን፤ ንዓ፡ ይብሉ አለዉ”
ገጽ 14
ዚዝመር መዝሙራት፦ 47, 55
26 ሚያዝያ 2010–2 ግንቦት 2010
ገጽ 24
ዚዝመር መዝሙራት፦ 40, 32
ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1-3 ገጽ 5-18
እዘን ዓንቀጻት እዚኣተን፡ መንፈስ ቅዱስ ኣብ ኣገልግሎትና ብዛዕባ ዘለዎ ግደ ይገልጻ። ብመንፈስ ኣምላኽ ምምራሕ፡ ብትብዓት ንኽንዛረብ፡ ብኽእለት ንኽንምህር፡ ከምኡውን ብዘይምቍራጽ ንኽንሰብኽ ከም ዚሕግዘና ድማ ይሕብራ።
ዓንቀጽ መጽናዕቲ 4 ገጽ 24-28
ፍቓድ የሆዋ ምግባርን ንየሱስ ምስማዕን ብሉጽ መገዲ ህይወት እዩ። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ርእሶም ንኣምላኽ ወፍዮም እተጠምቁ ሰባት ብዛዕባ ዚረኽብዎ በረኸት ትገልጽ። ምስ ሓቂ ምእንቲ ኽንለግብ እንታይ ክንገብር ከም ዘሎና ኸኣ ትሕብር።
ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ፦
መንእሰያት ንፈጣሪኦም ንኺዝክሩ እትሕግዝ መጽሓፍ 30