ትሕዝቶ
15 ጥቅምቲ 2009
ሕታም መጽናዕቲ
ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦
30 ሕዳር 2009–6 ታሕሳስ 2009
ገጽ 3
ዚዝመር መዝሙራት፦ 21 (191), 9 (37)
7-13 ታሕሳስ 2009
ገጽ 7
ዚዝመር መዝሙራት፦ 23 (200), 29 (222)
14-20 ታሕሳስ 2009
ገጽ 13
ዚዝመር መዝሙራት፦ 28 (224), 7 (51)
21-27 ታሕሳስ 2009
ገጽ 17
ዚዝመር መዝሙራት፦ 23 (200), 15 (127)
ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1, 2 ገጽ 3-11
እዘን ዓንቀጻት እዚኣተን፡ ነቲ ኣብ ሮሜ ምዕራፍ 12 ዚርከብ ጥቕስታት እየን ዚምርምራ። ‘ብመንፈስ ምቅጻል’ ኪበሃል ከሎ ኸምኡውን ንስጋና ኸም ህያው መስዋእቲ ጌርና ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ምቕራብ እንታይ ማለት ምዃኑ ኽንርኢ ኢና። ኣብ ቤትናን ኣብ ጉባኤን ገበርቲ ሰላም ክንከውን እንኽእለሉ መገዲ ኸምኡውን ብኸመይ ንእከይ ብሰናይ ከም እንስዕሮ ኽንመሃር ኢና።
ዓንቀጻት መጽናዕቲ 3, 4 ገጽ 13-21
ጥዑይ ዓርኪ ምዃን እንታይ ማለት እዩ፧ እዘን ዓንቀጻት እዚኣተን፡ የሱስ ኣብዚ መዳይ እዚ እንታይ ኣብነት ከም ዝሓደገን እቶም ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ ክርስትያናት ብኸመይ ከም ዝቐድሕዎን ንኽንርኢ ኺሕግዛና እየን። ሎሚ ድልዱልን ሃናጽን ዕርክነት ምምስራት ኣገዳሲ ዝዀነሉ ምኽንያትን ብኸመይ ከምኡ ኽንገብር ከም እንኽእልን እውን ክንርኢ ኢና።
ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ፦
ገጽ 12
ኣብ ህይወተይ ጽልዋ ዘሕደራ ሰለስተ ዓበይቲ ኣኼባታት
ገጽ 22
ገጽ 26
ንድሕነት ኣገዳሲ ዝዀነ ብስድራ ቤት ዚግበር ኣምልኾ
ገጽ 29
ገጽ 32