ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w09 15/9 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦
  • ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ፦
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
w09 15/9 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 መስከረም 2009

ሕታም መጽናዕቲ

ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦

26 ጥቅምቲ 2009–1 ሕዳር 2009

ሓሳብ ክርስቶስ ይሃልኹም

ገጽ 7

ዚዝመር መዝሙራት፦ 9 (37), 28 (224)

2-8 ሕዳር 2009

ከም ክርስቶስ እዙዛትን ተባዓትን ኩኑ

ገጽ 11

ዚዝመር መዝሙራት፦ 18 (162), 4 (43)

9-15 ሕዳር 2009

ፍቕሪ ክርስቶስ ንኸነፍቅር ትድርኸና

ገጽ 16

ዚዝመር መዝሙራት፦ 23 (200), 7 (51)

16-22 ሕዳር 2009

መለኮታዊ ትምህርቲ ዘለዎ ሓለፋ

ገጽ 21

ዚዝመር መዝሙራት፦ 5 (46), 2 (15)

23-29 ሕዳር 2009

ነቲ የሆዋ ንምድሓንካ ዝገበሮ መሰናድዎ ተማስወሉ ዲኻ፧

ገጽ 25

ዚዝመር መዝሙራት፦ 11 (85), 26 (212)

ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1-3 ገጽ 7-20

የሱስ ብብዙሕ መገድታት ንክርስትያናት ኣርኣያ ኸም ዝዀኖም ንፈልጥ ኢና። እዘን ተኸታተልቲ ዓንቀጻት፡ ኣብ ሓሳብ ክርስቶስን ኣብ ተግባራቱን እየን ዜተኵራ። ምስ ስድራ ቤትካ ይኹን ምስታ ጉባኤ ኣብ ዘለካ ርክብ ከምኡውን ጸገም ኬጋጥመካ ኸሎ ኣብ ግብሪ ኸተውዕሎ እትኽእል ኣብነታት ክትረክብ ኢኻ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 4 ገጽ 21-25

ነቲ ኻብ ቃል ኣምላኽ እተመሃርካዮ ሓቅታት ክሳዕ ክንደይ ኢኻ እተማስወሉ፧ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ብዛዕባ እቲ መለኮታዊ ትምህርቲ ዜምጽኦ ዜደንቕ ጥቕምታት ንኽንሓስብ ክትሕግዘና እያ። ነቲ ብስራት ኢልና መስዋእቲ ኽንገብር ከለና ብዛዕባ እንረኽቦ በረኸት እውን ክትገልጽ እያ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 5 ገጽ 25-29

የሆዋ ኻብ ሓጢኣትን ሞትን ንኼድሕነና እንታይ ገበረ፧ ከመይ ዝበለ መስዋእቲ እዩኸ ዝኸፈለ፧ ነቲ መልሲ ምፍላጥና፡ ልብና ብሞሳ ኸም ዚምላእ እዩ ዚገብር፣ ነቲ የሆዋን ወዱን ዝሃቡና ተስፋ ምድሓን ክሳዕ ክንደይ ከም እነኽብሮ ንኸነርኢ ድማ ይድርኸና።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ፦

ሃይማኖት—ናተይ ምርጫ ድዩ ወይስ ናይ ወለደይ፧

ገጽ 3

ትርጕም ዘለዎ ህይወት ረኸብኩ

ገጽ 30

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ