ትሕዝቶ
15 ነሓሰ 2009
ሕታም መጽናዕቲ
ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦
28 መስከረም 2009–4 ጥቅምቲ 2009
ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ምንባር —ኣምላኽ ዝሃቦ ተስፋ
ገጽ 3
ዚዝመር መዝሙራት፦ 7 (51), 29 (222)
5-11 ጥቅምቲ 2009
ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ምንባር —ክርስትያናዊ ተስፋ ድዩ፧
ገጽ 7
ዚዝመር መዝሙራት፦ 17 (187), 2 (15)
12-18 ጥቅምቲ 2009
ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ምንባር —እንደገና እተቐልዐ ተስፋ
ገጽ 12
ዚዝመር መዝሙራት፦ 8 (53), 29 (222)
19-25 ጥቅምቲ 2009
ገጽ 18
ዚዝመር መዝሙራት፦ 26 (212), 11 (85)
ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1-3 ገጽ 3-16
ኣብዘን ዓንቀጻት እዚኣተን፡ ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ናይ ምንባር ተስፋ፡ ቅዱስ ጽሑፋዊ መሰረት ከም ዘለዎ ተገሊጹ ኣሎ። እዚ ተስፋ እዚ ንክርስትያናት ካብ ህዝበ-ክርስትያን ዚፈልዮም ኰይኑ፡ እምነትካ እውን ዜደልድል እዩ። ከምዚኣ ዝኣመሰለት እምነት ከኣ ብሩህ ኣረኣእያ ኸም ዚህልወካን ብዛዕባ ተስፋኻ ብትብዓት ከም እትዛረብን ክትገብረካ ትኽእል እያ።
ዓንቀጽ መጽናዕቲ 4 ገጽ 18-22
እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ንርእስና ብፍቕሪ ኣምላኽ ክንሕልዋ ዜኽእለና ሰለስተ መዳያት ትገልጽ። (ይሁ. 21) እዚ ኸኣ (1) ነቶም የሆዋ ዜፍቅሮም ምፍቃር፡ (2) ንስልጣን ምኽባር፡ (3) ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ንጽህናና ምሕላው የጠቓልል።
ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ፦
ገጽ 16
ገጽ 23
ገጽ 24
ኣብዚ “መዓልቲ ብስራት” ኣቓልቦኻ ኻብ ዚሰርቕ ነገራት ርሓቕ
ገጽ 28
ነቲ ቕድሚ ሕጂ ዝነበረካ ፍሉይ መሰል መሊስካ ኽትረኽቦ ትኽእልዶ፧
ገጽ 30