ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w09 15/5 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦
  • ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ፦
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
w09 15/5 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ግንቦት 2009

ሕታም መጽናዕቲ

ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦

6-12 ሓምለ 2009

ናብ ብስለት ኣቢልካ ሰጕም—“እታ ዓባይ መዓልቲ የሆዋ ቐሪባ”

ገጽ 9

ዚዝመር መዝሙራት፦ 4 (43), 16 (143)

13-19 ሓምለ 2009

ኣቱም መንእሰያት፡ እናወሰኽኩም ትኸዱ ኸም ዘለኹም ይገለጽ

ገጽ 13

ዚዝመር መዝሙራት፦ 27 (221), 21 (191)

20-26 ሓምለ 2009

መላእኽቲ—“መናፍስቲ ኣገልግሎት”

ገጽ 21

ዚዝመር መዝሙራት፦ 18 (162), 11 (85)

27 ሓምለ 2009–2 ነሓሰ 2009

ን“ክርስቶስ” እንስዕቦ ስለምንታይ ኢና፧

ገጽ 28

ዚዝመር መዝሙራት፦ 9 (37), 7 (51)

ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1, 2 ገጽ 9-17

እታ ቐዳመይቲ ዓንቀጽ፡ ክርስትያናዊ ብስለት ኣገዳሲ ዝዀነሉ ምኽንያትን ብኸመይ ኪብጻሕ ከም ዚኽእልን ተጕልሕ። እታ ኻልአይቲ ዓንቀጽ ድማ ክርስትያን መንእሰያት ብስለት ንምርካብ ኣብ ዚገብርዎ ጻዕሪ ንዜጋጥሞም ፍሉይ ጸገማት ብኸመይ ብዓወት ኪዋጽኡሉ ኸም ዚኽእሉ ትገልጽ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 3 ገጽ 21-25

ንቕዱሳት ጽሑፋት ብምምርማር፡ ነቲ መላእኽቲ ኸም “መናፍስቲ ኣገልግሎት” መጠን ዘለዎም ግደ ብኸመይ ከም ዚፍጽሙ ኽንፈልጥ ንኽእል ኢና። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ሎሚ ንክርስትያናት ንምሕጋዝ እንታይ ይገብሩ ኸም ዘለዉ ትሕብር። ካብዞም ጻድቃን መላእኽቲ እንታይ ክንመሃር ከም እንኽእል እውን ትገልጽ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 4 ገጽ 28-32

የሱስ ክርስቶስ ነቶም ዚሰምዕዎ ዝነበሩ ሰባት ኪስዕብዎ ዕድመ ኣቕረበሎም። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ን“ክርስቶስ” ክንስዕቦ እንደልየሉን ብዝያዳ ኸምኡ ኽንገብር እንኽእለሉን ሓሙሽተ ምኽንያታት ተቕርብ።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ፦

“ስቕ ንምባል ግዜ ኣለዎ”

ገጽ 3

መወዳእታ ኣብ ዚመጽኣሉ እዋን ኣበይ ክትከውን ኣሎካ፧

ገጽ 6

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

ገጽ 18

ኣቱም ሰብኡት፡ ንፍቕሪ ክርስቶስ ቅድሕዋ!

ገጽ 19

ኢታይ—ኣብነት ተኣማንነት

ገጽ 26

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ