ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w09 15/4 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦
  • ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ፦
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
w09 15/4 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ሚያዝያ 2009

ሕታም መጽናዕቲ

ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦

1-7 ሰነ 2009

እዮብ ንስም የሆዋ ልዕል ኣበለ

ገጽ 3

ዚዝመር መዝሙራት፦ 16 (143), 12 (113)

8-14 ሰነ 2009

ንጽህናኻ ንልቢ የሆዋ የሐጕሶ

ገጽ 7

ዚዝመር መዝሙራት፦ 7 (51), 9 (37)

15-21 ሰነ 2009

ጥበብ የሆዋ ኣብ ፍጥረት ይርአ

ገጽ 15

ዚዝመር መዝሙራት፦ 26 (212), 17 (187)

22-28 ሰነ 2009

ነቲ የሱስ ከም ዝዓበየ ሙሴ መጠን ዘለዎ ግደ ምርዳኡ

ገጽ 24

ዚዝመር መዝሙራት፦ 28 (224), 2 (15)

29 ሰነ 2009–5 ሓምለ 2009

ነቲ የሱስ ከም ዝዓበየ ዳዊትን ሰሎሞንን መጠን ዘለዎ ግደ ምርዳኡ

ገጽ 28

ዚዝመር መዝሙራት፦ 25 (204), 29 (222)

ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1, 2 ገጽ 3-11

እዘን ዓንቀጻት እዚኣተን፡ ሰይጣን ንእዮብ ተኸታታሊ ፈተናታት ንኼምጽኣሉ የሆዋ ዝፈቐደሉ ምኽንያት፡ ከምኡውን ንእዮብ ንጽህናኡ ንኺሕሉ ዝሓገዞ ነገር ይሕብራ። ንሕና እውን ብኸመይ ከም እዮብ እሙናት ኴንና ኸም እንቕጽልን ብኸመይ ንልቢ የሆዋ ኸም እነሐጕሶን ይገልጻ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 3 ገጽ 15-19

ፍጥረት የሆዋ ንእተፈላለየ መዳያት ባህርያቱ ይገልጽ። ንፍጥረት ብምምርማር፡ ጠቓሚ ትምህርትታት ክንረክብ ንኽእል ኢና። ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ኣርባዕተ ኣብነት ዚዀኑና ፍጥረታት የሆዋ ኽንርኢ ኢና፣ እንታይ ትምህርቲ ኸም ዚህቡና ድማ ክንምርምር ኢና።

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 4, 5 ገጽ 24-32

ብዛዕባ ገሊኦም ቅድሚ የሱስ ዝነበሩ እሙናት ሰባት ዚገልጽ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተመዝጊቡ ዘሎ ጸብጻባት ክንርኢ ኸለና፡ ኣብ መንጎ እቶም ሰባትን የሱስን ዘሎ ብዙሕ ምምስሳላት ከነስተውዕል ኢና። ኣብዘን ክልተ ዓንቀጻት እዚኣተን፡ ብዛዕባ ሙሴን ዳዊትን ሰሎሞንን ክንምርምር ኢና፣ ጸብጻባት ህይወቶም ነቲ የሱስ ኣብ ዕላማ ኣምላኽ ዘለዎ ግደ ብዕምቈት ንኽርድኦ ብኸመይ ከም ዚሕግዘና ድማ ክንርኢ ኢና።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ፦

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ—ሓደ ዕሸል ኣብ ማሕጸን ኣዲኡ ኸሎ እንተ ሞይቱ፡ ተስፋ ትንሳኤ ኣለዎዶ፧

ገጽ 12

ትዝክሮዶ፧

ገጽ 14

ኣብቲ ዝያዳ ኣስፋሕቲ መንግስቲ ኣምላኽ ዜድልዩሉ ቦታ ኸተገልግል ትኽእልዶ፧

ገጽ 20

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ