ትሕዝቶ
15 መጋቢት 2009
ሕታም መጽናዕቲ
ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦
4-10 ግንቦት 2009
ገጽ 11
ዚዝመር መዝሙራት፦ 29 (222), 2 (15)
11-17 ግንቦት 2009
ገጽ 15
ዚዝመር መዝሙራት፦ 21 (191), 4 (43)
18-24 ግንቦት 2009
ገጽ 20
ዚዝመር መዝሙራት፦ 20 (93), 26 (212)
25-31 ግንቦት 2009
ገጽ 24
ዚዝመር መዝሙራት፦ 9 (37), 6 (45)
ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1, 2 ገጽ 11-19
እዘን ክልተ ተኸታታሊ ዓንቀጻት፡ ኣብቲ ኣምላኽ ዘንበረልና ዓስቢ ምትኳር ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ ምዃኑ የዘኻኽራና። ነቲ ኣብ መጻኢ ዜጋጥም ሃንደበታዊ ፍጻመታት ክንርኢ ኸለና፡ ንቑሓት ንኽንከውን ምትብባዕ ኪወሃበና እዩ።
ዓንቀጻት መጽናዕቲ 3, 4 ገጽ 20-28
ዘን ዓንቀጻት እዚኣተን፡ ነተን ንሓድሕደን እተተሓሓዛ መዝሙር 111, 112 ይምርምራ። መዝሙር 111 ንየሆዋ ስለቲ ዜደንቕ ግብሩን ባህርያቱን ከም እትውድሶ ኣስተብህል። መዝሙር 112 ብኸመይ እቲ ዓብዪ ግብርታት የሆዋ፡ ከይነጕህዮ ንኽንፈርህን ነቲ ጽቡቕ ባህርያቱ ንኽንቅድሕን ኪድርኸና ኸም ዘለዎ ትገልጽ።
ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ፦
“መልኣኽ የሆዋ ኣብ ዙርያ እቶም ዚፈርህዎ ይሰፍር”
ገጽ 3
ገጽ 6
ገጽ 29
ገጽ 32