ትሕዝቶ
15 ለካቲት 2009
ሕታም መጽናዕቲ
ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦
6-12 ሚያዝያ 2009
የሱስ ዝበሎ ነገር፡ ሓጐስ ዜምጽእ ብኸመይ እዩ፧
ገጽ 6
ዚዝመር መዝሙራት፦ 20 (93), 17 (187)
13-19 ሚያዝያ 2009
ገጽ 10
ዚዝመር መዝሙራት፦ 7 (51), 28 (224)
20-26 ሚያዝያ 2009
ገጽ 15
ዚዝመር መዝሙራት፦ 6 (45), 26 (212)
27 ሚያዝያ 2009–3 ግንቦት 2009
ገጽ 24
ዚዝመር መዝሙራት፦ 15 (127), 8 (53)
ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1-3 ገጽ 6-19
የሱስ ኣብቲ ኣብ ከረን ዝሃቦ ስብከቱ ዝበሎ “ነገር” ምስ ወድአ፡ “እቶም ህዝቢ ብምህሮኡ ተገረሙ።” (ማቴ. 7:28) ስለምንታይ ከም እተገረሙ፡ ቃላቱ ብኸመይ ሓጐስ ከም ዚውስኸልካ፡ ንኣረኣእያኻን ጸሎትካን ከኣ ብኸመይ ከም ዚጸልዎ ተምሃር።
ዓንቀጽ መጽናዕቲ 4 ገጽ 24-28
ክርስቶስ ነቲ “እሙን ኣስተውዓሊ ባርያ . . . ኣብ ኵሉ ገንዘቡ” ሸይምዎ እዩ። (ማቴ. 24:45-47) እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ነቲ ባርያ ስለምንታይ ክንኣምኖ ኸም ዚግባእን እምንቶና ብኸመይ ከነርኢ ኸም እንኽእልን ትገልጽ።
ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ፦
ቃል የሆዋ ህያው እዩ—ካብ ራእይ ዮሃንስ ዚጐልሕ ነጥብታት—2ይ ክፋል
ገጽ 3
ገጽ 19
ገጽ 22
ምዕሩግን ዘይተጋነነን ንኣምላኽ ባህ ዜብልን ክርስትያናዊ ቐብሪ
ገጽ 29